ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዘካየድኡ ስምምዕነት ጠመተ ብምግባር ይላዘባ ኣለዋ Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዘካየድኡ ስምምዕነት ጠመተ ብምግባር ይላዘባ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነቢያት ጌታቸው፥ ምስ ሶማሊያ ዝተኸተመ ስምምዕነት መሰረት ብምግባር ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሰደድ ወፃኢ ዓውዲ ሆርቲካልቸር ልዕሊ 216 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Desta Jan 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋረሕ 2017 ዓ.ም ካብ ሰደድ ወፃኢ ዓውዲ ሆርቲካልቸር 216 ሚሊየንን 655 ሺሕን 430 ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ነግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ኣፍሊጡ። ኣብቶም ኣዋርሕ 45 ሺሕን 878 ነጥቢ 51 ቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቲካድ ንርክብ ኣፍሪካን ጃፓንን ወሳኒ ብምዃኑ ኢትዮጵያ ደገፋ ክትቅፅለሉ ኢያ-ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) Desta Jan 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቲካድ ንርክብ ኣፍሪካን ጃፓንን ወሳኒ ብምዃኑ ኢትዮጵያ ደገፋ ክትቅፅለሉ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) መስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሺባታ ሂሮኖሪ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል ሳልሳይ A350-1000 ኣውሮፕላን ተረኪቡ Desta Jan 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል ሳልሳይ A350-1000 ኣውሮፕላን ተረኪቡ። ምቹኣትን ምዕቡላትን ኣውሮፕላናት ኣብ ስራሕ ብምውዓል ንዓማዊል ዝበለፀ ኣገልግሎት ካብ ምሃብ ብተወሳኺ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኣብ ኣፍሪካ ዕዉት እንኾነሉ መሪሕነትን ኣብ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገራዊ ልኡኽቶኡ ካብ ምፍፃም ጎድና ጎድኒ ሰፋሕቲ ስራሕቲ ልምዓት እናሰርሐ ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣካል ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝኾኑ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓታት ምክልኻል ተዓዚቦም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ማእኸላት ሎጀስቲክስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ንዓማዊሉ ዝህቦ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ንዓማዊሉ ዝህቦ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትካላት ልምዓት መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ መቐለ ዓለም ለኸ መዕርፎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ መልእኽቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣብ መላእ ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2025 ንዘኽብሩ ኩሎም÷ እዚ ዓመት ናይ ሰላምን ብልፅግና ንኽኾነሎም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻዊ ምልክታት ዓለም ለኸ ምስሊ ሃገርን ንምዕባይ ግደኦም ዕዙዝ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻዊ ምልክታት ዓለም ለኸ ምስሊ ሃገርን ኣብ ምዕባይ ዕዙዝ ግደ ከምዝፃቱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገንዝቡ፡፡ ዝተሓደሰ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ፣ ባሃላዊ ሓድጊን ንዕቤት ኢኮኖሚ ኣስትዋፅኦ ብምግባር ቅድሚት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ንከካይድ ኣተሓሳሲቡ Desta Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ንከካይድ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቦርድ ዝሃቦ መግለፂ ሙሉእ ትሕዝትኡ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህወሓት ብመሰረት ምዝገባን ስነ ምግባር ምርጫን ፓርቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ምሕደራን ቁፅፅርን ኣገልግሎት ጥዕና ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ንሕብረተሰብ ኣገልግሎትን ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ኢዩ ዝበሎ ኣዋጅ ምሕደራን ቁፅፅርን ኣገልግሎት ጥዕና ብሓደ ተቓውሞ፣ ትሽዓተ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂን ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ መበል 13 ስሩዕ…