Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ህንፀት ስማርት ሲቲ ኣዳማ ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንመሃብ ከምዘኽአለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ከተማ ኣዳማ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስርዓት ኣሰራርሓ መንግስቲ ካብ ምዝማን ሓሊፉ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንመሃብ ከምዘኽአለ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን…

ንዕቤትን ብልፅግናን ሃገርና ብዝተረኸቡ ዓወታት እንተይዓገብና ቀትሪን ለይቲን ክንሰርሕ ኣለና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዕቤትን ብልፅግናን ሃገርና ብዝተረኸቡ ዓወታት እንተይዓገብና ቀትሪን ለይቲን ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ትማሊ ዝተመረቐ ንሲቪልን…

ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ክንፊ መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ክንፊ መናእሰይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ የሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር መተሓባበሪ ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዲሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና መለሰ ኣለሙን ፕሬዚዳንት ክንፊ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣክሊሉ ታደሰን…

ሕፁያት መኮንናት ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ይምረቑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 70 ዙር ሕፁያት መኮንናት ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ይምረቑ ኣለዉ። ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ጀኔራል መኮንናት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣምባሳደራት…

ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብ ትሕዝቶታት ኣል ሸባብ መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ዞባ ሸበሌ ኣብ ዝርከቡ ትሕዝቶታት ኣል ሸባብ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃሙ ሚኒስቴር ምክልኻል ሶማሊያ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስቴር ምክልኻል ሶማሊያ ኣብዱልቃድር ሞሓመድ ከምዝበሉዎ÷ ሓይሊ ኣየራት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንሰዓታት…

ብጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ ኣቲዩ፡፡ ኣባላት እቲ ጉጅ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቶም÷ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን…

ፓርቲ ብልፅግና  መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ  ስራሕ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ጠመተ ዝገበረ  ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ፍርቂ ዓመት የሳልጥ ኣሎ። እቲ ገምጋም፥ ኣብ ኩነታት ሃገራዊ ፖለቲካ፣ ህንፀት ጥንኩር ፓርቲ ንምዕዋትን ፓርቲን መንግስቲን…

ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት እዚ በጀት ዓመት ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ቀንዲ ቀንዲ ኣጀንዳታት መንግስቲ ኣብ ምስራፅ ዕዉታት ስራሕቲ ከምተሰርሑ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት ዓውዲ ሚዲያን…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማኑፋክቸሪንግን ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢን ላዕለዋይ ሓላዊ ትካል ሽልማት ፅሬት ኢትዮጵያን ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ እዋን ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት ሓዊሱ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ…

ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ከምዝተኻየደ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ። እቲ ኣኼባ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) መተሓባበሪ ሰባኣዊ ሓገዝ ሕቡራት መንግስታት  ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭን ከምዝመርሑዎ…