Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ትግራይ ብዓርሰ ተበግሶ ዝግበር ኳዕቲ ጎዳጉዲ ማይ መስኖ እወንታዊ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትግራይ ብዓርሰ ተበግሶ ኣቢሉ ዝግበር ኳዕቲ ዓሞቕቲን ማእኸለዎትን ጎዳጉዲ ማይ መስኖ እወንታዊ ውፅኢት የምፅእ ከምዘሎ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊን ዳይሬክተር ቀረብ መስኖን ቢሮ…

መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዕጡቓት ሓይሊታት ንክቕበሉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዕጡቓት ሓይሊታት ንክቕበሉ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ሃይማኖት ንሰላም፣ ንሓድነትን ህንፀት ሃገርን ዘለዎም ግደ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ጉባኤ ሰላም ኣብ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣቦታት…

ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ቢሾፍቱ ዘበናዊነት እታ ከተማ ዘመሓይሹ ኢዮም – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተዋደደ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ቢሾፍቱ ምስሊ፣ ዘበናዊነትን ናብራ ነበርቲን እታ ከተማ ዘመሓይሹ ኢዮም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሐበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ሸውዓተ ቃላያት…

በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ፡፡ እቲ በዓል ብኣተሓባባራይነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብኣሰናዳኣይነት ክልል…

ኣብ ትግራይ ብልምዓት መስኖ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምርካብ ፍሉይ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብልምዓት መስኖ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምርካብ ፍሉይ ብምሃብ ይስራሕ ምህላዉ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር ልምዓት ሆርቲካልቸር እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይለ ታደለ ንፋና ዲጂታል…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ፋብሪካ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ስቲሊ ኣር. ኤም. ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ቢሸፍቱ ኣብ ዘሎ ፋብሪካ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ስቲሊ ኣር. ኤም.(STEELY RMI P.L.C) ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ፋብሪካ ዘበናዊ…

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 5 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ሕብረተሰብ ተፀንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 5 ሺሕን 728 ነበር ተዋጋእቲ ብስልጠና ተሃድሶ ብምሕላፍ ናብ ሕብረተሰብ ምፅንባሮም ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ትልሚን ክትትልን ፕሮግራም እቲ ኮሚሽን ኮሎኔል በላይ ኣበበ፥ ኣብቲ ክልል 75 ሺሕ ነበር ዕጡቓት…

ኢትዮጵያ ሓበራዊ ድምፂ ኣፍሪካ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓበራዊ ድምፂ ኣፍሪካ ንምዕባይን ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋትን ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኣገራት ኣፍሪካ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…

ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ኣብ ምክልኻል ልምዲ ንምልውዋጥ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ምስ ሚኒስቴር ድሕንነት ጣሊያን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ኣብ ምክልኻል፣ ፎረንሲክ ምርመራን ፖሊስ ኮስት ጋርድን ልምዲ ንምልውዋጥ ዘኽእል ዘተ ኣካይዱ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ኣብ ቤት ዕዮ…

ክልል ኣምሓራ ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንኽምለስ ሕብረተሰብ ብምስታፍ ዘይተሓለለ ፃዕሪ ክግበር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኣምሓራ ናብ ዝተማለአ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንኽምለስ ሕብረተሰብ ብምስታፍ ዘይተሓለለ ከምዝግበር ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ኣብ ዝተፈላለያ…