Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ኣምባሳደር ማህሙድ ታቢት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡ ማህሙድ ታቢት ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጅምር ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ-ታንዛኒያ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ዘለዉ፡፡ እቶም…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣልጀሪያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ካብ ፕሬዚዳንት ኣልጀሪያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ከምዝተቐበሉ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጉሆ ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህዝባዊ ዴሞክራሲያዊ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ተዛቲዮም፡፡   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ሎሚ ወጋሕታ ተራኺቦም ከምዝዘተዩ ሓሬታ ቤት…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ክልተኣዊ ርክብና ነጠናኽረሉ ኢዩ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ክልተኣዊ ርክባ ተጠናኽረሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ዲኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን። ንመበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕን…

ምክትል አዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኡጋንዳ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል አዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኡጋንዳ ሌተናል ጄኔራል ሳም ኦኪዲንግን ልኡኾምን ኣብ ዓቕሚታት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ማእኸል ፅገና ከቢድ ሓይሊ ኣየር፣ ኣካዳሚ ቤት ትምህርቲ በረራ ሓይሊ ኣየርን መሰል ወታደራዊ…

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ኩነታት ናብራ ዘመሓይሹ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ተሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኣብ ኢትዮጵያ ይህነፁ ምስ ዘለዉ ሜጋ ፕሮጀክትታት ጎድኒ ንጎድኒ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ኩነታት ናብራ ዘመሓይሹ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ከብሉ ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብመንፅር ዓለም ለኸ ሕጊ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ልዑል ምንቕቓሕ ኢኮኖሚን ኢንቨስትመንትን እትርከብ ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ወደብ ከምዘይብላ ይፍለጥ። መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን እቲ ሓደ ናይቲ ካሊእ ሉእላውነት፣ ነፃነትን ናይ ግዝኣት ሓድነትን ከምኡውን ብመሰረት ደንቢታት…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጣናዊ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጣናዊ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ጠሚቶም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ክልቲአን…

ኣብ ማእኸላት ዕዳጋ ሓሙስን መቐለን ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰቦም ተሓዊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸላት ዕዳጋ ሓሙስን መቐለን ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰቦም ከምዝተሓወሱ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሸን ኣብ ክልል ትግራይ ይገብሮ ብዘሎ ኣተገባብራ እግሪ ምትካል፣ ዘጋጠሙ ፀገማትን…

ድርድር ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብዓወት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፕሬዚዳንት ቱርክ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ኣደራዳሪነት ኣብ ኣንካራ ዝተኻየደ ድርድር ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብዓወት ተዛዚሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ህዝብታት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብቛንቋ፣ ባህሊን ደምን ዝተዛመዱ ምዃኖም ገሊፆም።…