Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ምምስራት ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ውፅኢት ኣተሓሳስባ ምድማር ኢዩ- ዲ/ን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ኮርፖሬትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ብምውሃድ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣ.ማ ምምስራት ውፅኢት ኣተሓሳስባ ምድማር ኢዩ ክብሉ ኣማኻሪ ሚኒስትር ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ገሊፆም። መርሃ…

ብትሕዝቶታትና ሃገርን ትውልዲን ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና-ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትሕዝቶታትና ሃገርን ትውልዲን ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣ.ማ ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም። መርሃ ግብሪ መብሰሪን መጀመሪ ስራሕን ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን የማብሰሪያ እና ስራ ማስጀመሪያ…

42 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ቴክኖሎጂ ንሕብረት ስራሕ ማሕበራት ክልል ትግራይ ተበርኪቶም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ንምጥንኻር 42 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ቴክኖሎጂ ንሕብረት ስራሕ ማሕበራት ክልል ትግራይ ተበርኪቶም። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ካብ ዝዓነዉን ንድሕሪት ዝተመለሱን ኣሰራርሓታት ሓደ ዝኾነ ስርዓት ዲጂታል ኮፖን ናብ ምሉእ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝሰርሑ ኤጀንሲታት ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር  ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ዋና ተፀዋዒን መተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝን ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝሰርሑ ኤጀንሲታት እቲ ትካል ኣብ በዓል ብዙሕ ዓውዲታት ምትሕብባር ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኢትዮጵያ መስራቲት ውሕመ ከም…

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን 4ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ሎሚ መዓልቲ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ንኽፍፀሙ ብዘቐመጦም ኣንፈታት መሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲን ኣድለይቲ ዝኾኑ ውዳበታት ኮሚቴን ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ…

ሕብረት ኣፍሪካ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተወካሊት ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ጀስላይን ናሂማ ገሊፀን። ብምትሕብባር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶን ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽን ናብ ማሕበረሰብ…

ግሩፕ ቴሌኮም ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ሱዳንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ጅቡቲ ቴሌኮምን ሱዳቴልን መካከል ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ሆራይዘን ፋይበር ኢኒሼቲቭ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ተገይሩ፡፡ ግሩፕ ቴሌኮም እተን ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ካሊእ ዓለም ልዑል ዓቕሚ ብዘለዎ ፋይበር ኮኔክቲቪቲ ንምትእስሳር…

10 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ተሰጋጊረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘመሓድረን 10 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ከምዝዓበያ እቲ ኮርፖሬሽን ኣፍሊጡ፡፡ ቦርድ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘመሓድረን 13 ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ…

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ንእስቲ ማህሌት ተኽላይ ገበን ቅትለት ንዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ፍርዲ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ንእስቲ ማህሌት ተኽላይ ገበን ቅትለት ንዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ፍርዲ ሂቡ። ብመሰረት እዚ 10 መጋቢት 2016 ናብ ቤት ትምህርቲ ካብ ትኸደሉ መንገዲ ተጨውያ 12 ሰነ 2016 ዓ/ም ተቐቲላ ዝተረኸበት…

ስፖርተኛታት መቻል ኣብ ዓውዲ ስፖርት ናይ ኢትዮጵያ ሓደራ ኣለዎም – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፖርተኛታት መቻል ኣብ ዓውዲ ስፖርት ናይ ኢትዮጵያ ሓደራ ኣለዎም ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ናይጀሪያ ኣቡጃ ኣብ ስፖርት ፌስቲቫል ሓይሊታት ጦር መላእ…