Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ፒተር ሳንድስ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ፒተር ሳንድስ ናብ ኢትዮጵያ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ፋኦ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ትካል ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንፋኦ) ኩ ዶንግዩን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፤ ዳይሬክተር ጄነራል ኩ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣዳሪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ንምህናፅ ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣርባዕተ ኣዳሪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ንምህናፅ ዘኽእሎ ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ምስ ፋውንዴሽን ካሊፍ ቢን ዛይድ ኣል-ናሃያን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣብ ሃገራዊ፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊ ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊን ዞባዊን ሰላምን ልምዓትን ብዙሓት ስራሕቲ እናወገነ ከምትርከብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ህዝቢ ሱዳን ሓገዛ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ህዝቢ ሱዳንኣኹሉ መዳይ እትገብሮ ሓገዛ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፆም። ኣብ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ሱዳን ዝዝቲ ጉባኤ መራሕቲ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ፣ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ፣…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ስትራተጂግ ሸቶታት ኢጋድ ምስ ጠለብ ኢትዮጵያ ሓቢሩ ዝኸይድ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ጀነራል ኣመራርሓታት ምክልኻል ሰራዊት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ጀነራል ኣመራርሓታት ምክልኻል ሰራዊት ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሃገራዊን ቀጣናዊን ሰላምን ፀፅታን ጉዳያት ጠመተ ብምግባር ምዝታዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንህወሓት ካብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን (ህወሓት) ካብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ከምዝኣገዶ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ንህወሓት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ መረጋገፂ ሕጋዊ ሰብነትን ምዝገባን ተዋሂቡዎ ከምዝነበረ…

ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣቀባብላ ከምዝገበርሎም ኣብ…

ዓለም ለኸ ፈተናታት ንምፅዋር ኣፍሪካዊ ሓድነት ምጥንኻር ይግባእ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)እናጋጠሙ ዝርከቡ ኩለመዳይ ዓለም ለኸ ፈተናታት ንምፅር ኣፍሪካዊ ሓድነት ብምጥንኻር ክንቅፅል ኣለና ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴቲስ (ዶ/ር) ገሊፆም። አብ በመበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ መኽፈቲ መደረ ዝገበሩ…