ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሞሪታንያን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምትሕብባርን ሞሪታኒያ ሞሃመድ ሳሌም ኦድ መርዛውግ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ሓበራዊ ጉዳያትን ተረባሕነትን እተን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኡጋንዳ ርዋንዳን መዘናታቶም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳን ርዋንዳን ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ጄነራል ኦዶንጎ ጄጄ ኣቡበከርን ምስ ርዋንዳ መዘነኦም ኦሊቨር ጄፒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ንመህነፂ ማእኸል ሕሙማት ኣእምሮ ፍሬምናጦስ ሓገዝ ንኽገብሩ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእኸል ኣረጋውያን፣ ህፃናትን ሕሙማት ኣእምሮን ፍሬምናጦስ ንምሕጋዝ ዝዓለመ ውድድር ጉያ መተኣኻኸቢ እቶት ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ። እቲ ውድድር ጉያ ዘጀመሩ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ÷ እቲ ማእኸል ኣብ ሓፂር እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንደር በይኑና ኣፀገምቲ ኩነታት ተፃዊርካ ሃገርን ብትግሃት ንምልዋጥ ትምህርት ዝውሰደሉ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር በይኑና ኣፀገምቲ ኩነታት ተፃዊርካ ሃገርን ብትግሃት ንምልዋጥ ትምህርቲ ዝውሰደሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ቃላይ በሰቃ ዝተሃነፀ መንደር በይኑና ሎሚ መዓልቲ መሪቖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሉ ዓይነት ፀገም ተፃዊሮም ኣብ ህንፀት ወለዶ ንዘለው መምህራን ልዑል ናእዳ ኣለኒ -ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Nov 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ሎሚ ዓመት ንመበል 30 ግዜ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ትምህርቲ ከምህሮም ዝፀንሐ 2 ሺሕን 811 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ሎሚ መዓልቲ ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ዘሳለጦ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮኡ የመርቕ ኣሎ Desta Nov 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ልዕሊ 2 ሺሕን 800 ተምሃሮኡ የመርቕ ኣሎ። እቶም ተመረቕቲ፥ 1 ሺሕን 950 ብቀደማይ ድግሪ 22 ድማ ብሳልሳይ ዲግሪ(ዶክትሬት) ዝተምሃሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ ድምር ተመረቕቲ ተምሃሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞትዎስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ዘቲዮም Desta Nov 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ዝሳተፉ ዘለዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞትዎስ(ዶ/ር)፥ ጎጎድኒ ንጎድኒ እቲ ፎረም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ልኡኽ ሲትሳም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ልኡኽ መካኒዝም ክትትልን መረጋገፂን ምቁራፅ ተኹሲን ምድላዋት ስግግር ፀፅታን (ሲትሳም) ተዛቲዮም። ኣባላት እቲ ልኡኽ እዋናዊ ኩነታት ደቡብ ሱዳንን እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓፂር ግዘ ብምግቢ ርእስና ብምኽኣል ንዓለም ተምሳሌት ክንከውን ኢና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓፂር ግዘ ብምግቢ ርእስና ብምኽኣል ንዓለም ተምሳሌት ሃገር ክንከውን ኢና ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ሕዚ ዝተርኣዩ ዝበረታትዑ ውፅኢታት ክቕፅል ብምግባር ካብ ፅግዕተኝነት ርዳእታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ውሽጢ 1 ወርሒ ናብ ስራ ንምእታው ምድላው ተዛዚሙ – ኣይተ መስፍን ጣሰው Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ናብ ስራ ከምዝኣቱ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ገሊፀም፡፡ ኣይተ መስፍን ጣሰው ከምዝገለፁዎ፤ እቲ መገዲ ኣየር ብራኢ ክበፅሖ ኣብ ዝሃቀኖ ደረጃ…