Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዝተደርበዩልና ናይ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተደርበዩልና ናዕ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና ክብሉ በተወረወሩብን የዕንቅፋት ድንጋዮች ኢትዮጵያን ገንብተንበታል ሲሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል…

እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢትን ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ምርግጋፅ የድሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብዚ ጉባኤ ትፅቢት ዝግበር ሓደ ቁልፊ ነገር እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢት ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ርግፃኛ ምዃን የድሊ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ካልኣይ…

ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያውያ ብዘይኣፈላላይ ዝሓቖፈ ህብረብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያውያ ብዘይኣፈላላይ ዝሓቖፈ ህብረብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ ‘ካብ ቃል…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣባል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ዩናይትድ ራሺያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣባል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ዩናይትድ ራሺያን ምክትል ሓላፊ ጉዳያት ወፃኢ ሴንተርን ሴኔትን ፌዴሬሽን ሩሲያን ኣንድሬይ ክሊሞቭ  ዘቲዮም።…

ፈረሰኛታት ኣገው ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግደኦም እናተፃወቱ ይርከቡ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረሰኛታት ኣገው ኣሰር ኣቦታቶም ብምኽታል ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግቡእ ግደ እናተፃወቱ ይርከቡ” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ም/”/ሚ ተመስገን መበል 85 ምስረታ በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ምኽንያት ብምግባር…

ፓርቲ ብልፅግና 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ሎሚ መዓል ጀሚሩ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ  'ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ከካይድ ኢዩ፡፡ ሓላፊ ርክብ ዓለም ለኸን ህዝቢን እቲ ፓርቲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላምን ምዕባለን እዚ ቀጣና ምስ ሩዋንዳ ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያና መሪሕ ፓርቲ ብልፅግና ንሰላምን ምዕባለን እዚ ቀጣና ምስ ሩዋንዳ ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም…

ማኔጅንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጅንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ኣብ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብራ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እተን ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣብ ዑደተን፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ መርኣዪ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ተወካሊ ፓርቲ ኣር ኤን ኣይ ሞሮኮ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚደንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ተወካሊ ፓርቲ ኣር ኤን ኣይ ሞሮኮ መሃመድ ሳዲኪ (ፕ/ር) ዘቲዮም። መሃመድ ሳዲኪ(ፕ/ር) ኣብ መበል…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ሽመት ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼባኡ ሽመት ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ባይቶ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 17ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ሓፈሻዊ…