Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ምዕባይ ንዝርከባ ሃገራት ፍትሓዊ ቀረብ ፋይናንስ ክህሉ ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ካልኦት ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራትን ፍትሓዊ ቀረብ ፋይናንስ ንኽረኽባ ክሰርሕ ከምዝግበኦ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣገንዚቦም። ጎድና ጎድኒ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ እናተኻየደ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ማሕበረሰብ ንግዲ ማሌዢያ ኣብ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘሎ ዕድል ኢንቨስትመንት ንክጥቀሙ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣንዋር ኢብራሂም፣ ህዝብን መንግስቲን ማሌዢያ ኣብ ፃንሒትና ንዝሃብኩሙና ድሙቕ ኣቀባብላን ፍቕሪን ነመስግን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ገንዘብን ኣሜሪካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ሞሊ ፊን ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብን ኣሜሪካ ሓጋዚት ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ብረንት ኒማንን ተዛቲዩ፡፡…

ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ግሎባል ሉኣላዊ ድርድር ዕዳ ተሳቲፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕላይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣብ ዘሳናደኦ መድረኽ ግሎባል ሉኣላዊ ድርድር ዕዳ ተሳቲፉ። ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጂኦርጄቫ፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋን ናይቲ እዋን ኣቦ መንበር…

ኢትዮጵያ ናብ ወለዶ ንምስጋር ናይ ደም ዋጋ ተኸፊሉ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስክብራ ናብ ወለዶ ንምስጋር ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ናይ ደም ዋጋ ተኸፊሉ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ መበል 117 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ሓዊሱ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ዝነበሮም ዘተ ናይ ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባል በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ባህጊ ኣቃሊሖም-ለገሰ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ዝነበሮም ዘተ ናይ ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባል በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ባህጊ ምቅልሖም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። መበል…

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባርን ተደማፅነት ናይ ምውሳኽን ዘኽእሉ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ተኻይዶም-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ምኽባርን ተደማፅነት ናይ ምውሳኽን ዘኽእሉ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ምክያዶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ኣብ ከተማ ካዛን ተኻይዱ።…

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 117 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል "ብፈተናታት እናተሃነፀ ዝመፅአ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምኽባር÷ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፣ ላዕለዋይ ኢታመዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ሚኒስትር…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ማሌዢያ ኳላላምፑር ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ዝነበሮም ፃንሒት ዝዛዘሙ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ማሌዢያ ኳላላምፑር ኣቲዮም። ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት እውን ሓቢሩዎም ከምዝርከብ ሓበሬታ ቤት…

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ይውስኽ ኣሎ- ፕሬዚዳንት ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ይውስኽ ከምዘሎ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲን ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ካዛን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሬክስ…