ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ውህብቶ በዓል ልደት ኣበርኪቶም Desta Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ውህብቶ በዓል ልደት ኣበርኪቶም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ብምሕላፎም ዝተሰመዐኒ ሓዘን ይገልፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ Desta Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉኃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን መላላእ ዓለምን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ሰዓብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል መሬትን ኣብ ረብሓ ንምውዓል ፕሮጀክት ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብ ክልል ትግራይ ክልል ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል መሬትን ብርኪ ብብርኪ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ዘኽእል ፕሮጀክት ብምሕንፃፅ ምስ መዳርግቲ ኣካላት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ መስኖን ቆላማ ከባቢን እንድሪያስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ መካይን ዑደት ኣካይዶም Desta Jan 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም( ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ መካይን ጄቱር ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፋብሪካ መካይን ብምግጥጣም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፈተና ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኣብ ዝረኣዩ ዝነኣዱ ዕድላት ምዕባለ ትብርኽ ኣላ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኢም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)380 ሄክታር መሬት ዝሽፍን ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከብ ሓደ ኣካል መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ፕሮጀክት ሸበሌ ንቐፃሊ ናይ ምስፋሕ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ ክብሉ ኣፍሊጦም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዘካየድኡ ስምምዕነት ጠመተ ብምግባር ይላዘባ ኣለዋ Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዘካየድኡ ስምምዕነት ጠመተ ብምግባር ይላዘባ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነቢያት ጌታቸው፥ ምስ ሶማሊያ ዝተኸተመ ስምምዕነት መሰረት ብምግባር ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሰደድ ወፃኢ ዓውዲ ሆርቲካልቸር ልዕሊ 216 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Desta Jan 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋረሕ 2017 ዓ.ም ካብ ሰደድ ወፃኢ ዓውዲ ሆርቲካልቸር 216 ሚሊየንን 655 ሺሕን 430 ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ነግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ኣፍሊጡ። ኣብቶም ኣዋርሕ 45 ሺሕን 878 ነጥቢ 51 ቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቲካድ ንርክብ ኣፍሪካን ጃፓንን ወሳኒ ብምዃኑ ኢትዮጵያ ደገፋ ክትቅፅለሉ ኢያ-ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) Desta Jan 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቲካድ ንርክብ ኣፍሪካን ጃፓንን ወሳኒ ብምዃኑ ኢትዮጵያ ደገፋ ክትቅፅለሉ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) መስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሺባታ ሂሮኖሪ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል ሳልሳይ A350-1000 ኣውሮፕላን ተረኪቡ Desta Jan 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል ሳልሳይ A350-1000 ኣውሮፕላን ተረኪቡ። ምቹኣትን ምዕቡላትን ኣውሮፕላናት ኣብ ስራሕ ብምውዓል ንዓማዊል ዝበለፀ ኣገልግሎት ካብ ምሃብ ብተወሳኺ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኣብ ኣፍሪካ ዕዉት እንኾነሉ መሪሕነትን ኣብ ዓለም…