ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ኣዋሽ ፈንታሌ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ከባቢ ሰዓት 1:37 ኣብ ኣዋሽ ፈንታሌ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ምርምርን ስግግር ቴክኖሎጂን ኣደም ዓሊ እቲ ጉዳይ ኣመልቶም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ዕደና ወርቂ ይወስዱ ነይሮም ንዝበሎም 135 ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሒዙ Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ዕደና ወርቂ ይወስዱ ነይሮም ንዝበሎም 135 ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ከፍለ ሰራዊት ማእከላዊ እዚ ኣብ ዝገበሮ መውፋር ብዘይሕጋዊ መገዲ ሃፍቲ ሃገር ይወስዱ ዝነበሩ ዝበሎም…
ቢዝነስ ኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ካብ ሰዓት 7 ለይቲ ክሳብ ፅባሕ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣገልግሎት ኣይህባን-ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) መስ ምምሕያሽ ሲስተም ተዛሚዱ ኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ካብ ሰዓት 7 ለይቲ ክሳብ ፅባሕ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣገልግሎት ኣይህባን ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ዓማዊል ነዚ ፈሊጡ ኣድላዪ መድላው ንክገበር ኣተሓሳሲቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባሕርዳር ከተማ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባሕርዳር ከተማ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ኣብታ ከተማ ዝተሃነፁ መሀደሲታትን ገዚፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሉእላውነት ምግቢ ብምርግጋፅ ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ ኮይና Desta Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝምዝገብ ዘሎ ዓወት ስዒቡ ምግቢ ውሕስና ኣብ ምርግጋፅ ከይዲ ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ ከምዝኾነት ተገሊፁ። Africa IOA ዝተብሃለ ትካል ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና ብዝምዝገብ ዘሎ ምዕባለ ኢትዮጵያ ብምግባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኮንፈረንሳት ንምትእንጋድ ምድላው ገይራ ኣላ-ሰለማዊት ካሳ Desta Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኮንፈረንሳት ንምትእንጋድ ምድላው ገይራ ኣላ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰለማዊት ካሳ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መግለፂ ሂበን። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ስርዓት ናፃን ሉኣላዊ ንኽኸውን ድሕንነት ሳይበር ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ስርዓት ናፃን ሉኣላዊነቱ ዝተረጋገፀን ንኽኸውን ድሕንነት ሳይበር ልዑል ትኹረት ክወሃቦ ከምዝግባእ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሓደ ወርሒ "ድሕንነት ቁልፊ መደረተ ልምዓት ንዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ 4 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ። እቲ በዓል “ሰንደቕ ዕላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ንሉኣላዊነትናን ንብራኸ ኢትዮጵያን!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ፌደራል፣ ክልላትን ክልቲኦም ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቡን ዋልታ ኢኮኖሚና ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Oct 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)"ቡን ዋልታ ኢኮኖሚና ኢዩ። ኣብ ልምዓት ቡን ዘርኣናዮ ስጉምቲ ዕብየት እዚ ዘንፀባረቐ ኢዩ። ኣዝዩ ዝነኣድ ዝኸወን 1 ሚሊየን ቶን ቡን ናይ ምፍራይ ሸቶና ወቒዕና ኢና። ናይ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ተረባሕነት ቡን ብዘለዎ መገዲ ምዕባለ ኣርኢና ኢና።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ሺሕ ሓረስቶት ኣፍረይቲ ቡን ፍሪያቶም ናብ ወፃኢ ሰደድ ይገብሩ ኣለዉ Desta Oct 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 1 ሺሕ ሓረስቶት ኣፍረይቲ ቡን ፍቓድ ብምውፃእ ፍሪያቶም ናብ ወፃኢ ብቐጥታ ሰደድ ይገብሩ ኣለዉ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ገሊፆም። ሃገራዊ ኤግዚብሽንን መድረኽ ኣፍልጦን ቡን “ቡናና ንምዕባለና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…