Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 5 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ሕብረተሰብ ተፀንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 5 ሺሕን 728 ነበር ተዋጋእቲ ብስልጠና ተሃድሶ ብምሕላፍ ናብ ሕብረተሰብ ምፅንባሮም ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ትልሚን ክትትልን ፕሮግራም እቲ ኮሚሽን ኮሎኔል በላይ ኣበበ፥ ኣብቲ ክልል 75 ሺሕ ነበር ዕጡቓት…

ኢትዮጵያ ሓበራዊ ድምፂ ኣፍሪካ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓበራዊ ድምፂ ኣፍሪካ ንምዕባይን ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋትን ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኣገራት ኣፍሪካ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…

ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ኣብ ምክልኻል ልምዲ ንምልውዋጥ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ምስ ሚኒስቴር ድሕንነት ጣሊያን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ኣብ ምክልኻል፣ ፎረንሲክ ምርመራን ፖሊስ ኮስት ጋርድን ልምዲ ንምልውዋጥ ዘኽእል ዘተ ኣካይዱ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ኣብ ቤት ዕዮ…

ክልል ኣምሓራ ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንኽምለስ ሕብረተሰብ ብምስታፍ ዘይተሓለለ ፃዕሪ ክግበር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኣምሓራ ናብ ዝተማለአ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንኽምለስ ሕብረተሰብ ብምስታፍ ዘይተሓለለ ከምዝግበር ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ኣብ ዝተፈላለያ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ እታ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ እታ ክልል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ንዓመታት ዝተፅዓኖ ኣርዑት ስቓይ ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ''ሰላም…

ትሩፋት ሌማት ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣልን ንቀረብ ዝተመጣጠነ ምግቢን ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሩፋት ሌማት ኣብ ገዛን ብብርኪ ሃገርን ምግቢ ርእስኻ ንምኽኣልን ቀረብ ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምርግጋፅን ወሳኒ ግደ ከምዝፃወት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 2015 ዓ.ም ሃገር…

ስምምዕነት ኣንካራ ንሰላምን ምዕባለን እዚ ቀጣና ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ሕውነትን ሓበራዊ ምክብባርን ብምድራኽ ዝተኸተመ ስምምዕነት ኣንካራ ንሰላምን ምዕባለን  ቀጣና ቀርኒ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ተንታኒ ዓለም ለኸ ጉዳያት፣ ኣማኻሪ መራኸብቲ ሓፋሽን ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካን መኪ ኤልሞግራቢ…

ሕብረት ኣውሮፓ ወሳኒ መሓዛ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ወሳኒ መሓዛ ልምዓትን ሰላምን ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። በቶም ሚኒስትር ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ተወከልቲን ኣባል ሃገራት ሕብረት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ብሄራዊ ባንኪ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብምምርማር ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 11 ስሩዕ ኣኼባ ኢዩ እቲ ኣዋጅ ኣፅዲቑዎ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ኣባላት እቲ ባይቶ…

ዋዕላ ደኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ሕንጣሎ "ደኒ ተዘይሃልዩ ሰብ ክነብር ኣይኽእልን" ብዝብል ሓሳብ ህዝባዊ ዋዕላ ደኒ ኣካይዱ ። ወረዳ  31 ሄክታር ብናይ መንግስቲ ደኒ ዝተኸለለ እንትኸወን፥ ሕብረተሰብ ኣብ ደኒ ዘለዎ ኣራኣእያ ናብ ዝሐሸ ብርኪ…