ብኩታ ገጠም ኣብ 100 ሄክታር ስፍሓት መሬት ኣብ ዝስራሕ ዘሎ ምብዛሕ ዘርኢ ኮራ ዓሌት ጣፍ ዑደት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ሕርሻ አክሱም ብፋይናንሳዊ ሓገዝ ፕሮጀክት ምጥንኻር ስርዓተ ምግቢ ኣብ ወረዳታት ላዕላይ ማይጨውን ዓዴትን ዝሰርሖም ስራሕቲ ዑደት ሓረስቶትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣካይዱ።
ኣብቲ ዝተኻየደ ዑደት ሓረስቶት፣ ሰብ ሞያ ሕርሻ፣ ኣመራርሓ…