ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዱማት ሆረ ፊንፊኔ ናብ መኽበሪ እቲ በዓል ይኣትዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 207 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ‘ሆረ ፊንፊኔ’ ዕዱማት እቲ በዓል ናብ ዝኽበረሉ ከባቢ ይኣትዉ ኣለዉ። ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝመፅኡ ዕዱማት እቲ በዓል ብባህላዊ ክዳውንቲን ፀወታን ተዓጅቦም ናብ መኽበሪ እቲ በዓል እናኣተዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ኢሬቻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ኢሬቻ 2017 ዓ/ም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም፤ በዓል ኢሬቻ ምልክት ሰላም፣ሓድነትን ሰናይ ትምኒትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝቕፅል ሰኑይ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2024 0 ዝቕፅል ሰኑይ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ክካየድ ኢዩ ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 27 መስከረም 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ኢሬቻ 2017 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ኢሬቻ 2017 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒቶም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “እንኳዕ ኣፀጋሚ እዋን ክራማት ብምሕላፍ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብኩታ ገጠም ይለምዕ ኣብ ዘሎ ዝራእቲ ዑደት ይሳለጥ ኣሎ Desta Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞቦ ደቡብ ክልል ትግራይ ወረዳ እንዳ መኾኒ ጣብያ መኻን ቁሸት ምስረታ ናብ ሓረስቶት ተኣታቲዩ ብኩታ ገጠም (ብክላስተር ) ይለምዕ ኣብ ዘሎ ዝራእቲ ዑደት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዑደት፥ ዘራእቲ ስርናይ በፅሕዎ ዘሎ ብርኪ ዕብየት ንምዕዛብን ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚቴ ምውዳድ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ዘለዋ ተሳትፎ ስትራቴጂ፣ ላዕለዋይ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ዘካየዶ ኣብዚ ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ዝነበራ ተሳትፎ ከምዝተገምገመን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ዝርከብ ዝራእቲ ጣፍ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Oct 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ጣብያ ሓፀቦን ደብረብርሃንን ዝርከብ ዝራእቲ ጣፍ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዘሎ ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ገሊፁ። እቲ ማእኸል፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅን ዝሓሸ ኣማራፂ ኣዝርእቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ብ9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ክህነፁ ኢዮም Desta Oct 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብ9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ንምህናፅ ትልሚ ከምዝሓዘ ገሊፁ። እቲ ዝተትሓዘ ትልሚ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምስ ነበርቲን ዝምልከቶም ኣካላትን ይካየድ ኣሎ። ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ይትባረክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ወግዓዊ ኮይኖም Desta Oct 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ወግዓዊ ገይሩ። ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ዝሳተፈሉን ኣባገዳታት፣ ሃደሲንቄታትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ዝርከቡሉ እቲ በዓል 25 መስከረም 2017 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን5 ባንኪ ዘይኮኑ ቢሮታት ፍቓድ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሓሙሽተ ባንኪ ዘይኮኑ ቢሮታት ፍቓድ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣገልግሎትን ተበፃሕነትን ሸርፊ ወፃኢ ንምስፋሕን ሸርፊ ወፃኢ ዝርከበሉ ዕድል ንምስፋሕን ኣብ ስራሕ ካብ ዘለዉ ባንኪታት ብተወሳኺ ምስ…