Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

42 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ቴክኖሎጂ ንሕብረት ስራሕ ማሕበራት ክልል ትግራይ ተበርኪቶም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ንምጥንኻር 42 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ቴክኖሎጂ ንሕብረት ስራሕ ማሕበራት ክልል ትግራይ ተበርኪቶም። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ካብ ዝዓነዉን ንድሕሪት ዝተመለሱን ኣሰራርሓታት ሓደ ዝኾነ ስርዓት ዲጂታል ኮፖን ናብ ምሉእ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝሰርሑ ኤጀንሲታት ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር  ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ዋና ተፀዋዒን መተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝን ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝሰርሑ ኤጀንሲታት እቲ ትካል ኣብ በዓል ብዙሕ ዓውዲታት ምትሕብባር ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኢትዮጵያ መስራቲት ውሕመ ከም…

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን 4ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ሎሚ መዓልቲ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ንኽፍፀሙ ብዘቐመጦም ኣንፈታት መሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲን ኣድለይቲ ዝኾኑ ውዳበታት ኮሚቴን ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ…

ሕብረት ኣፍሪካ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተወካሊት ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ጀስላይን ናሂማ ገሊፀን። ብምትሕብባር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶን ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽን ናብ ማሕበረሰብ…

ግሩፕ ቴሌኮም ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ሱዳንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ጅቡቲ ቴሌኮምን ሱዳቴልን መካከል ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ሆራይዘን ፋይበር ኢኒሼቲቭ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ተገይሩ፡፡ ግሩፕ ቴሌኮም እተን ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ካሊእ ዓለም ልዑል ዓቕሚ ብዘለዎ ፋይበር ኮኔክቲቪቲ ንምትእስሳር…

10 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ተሰጋጊረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘመሓድረን 10 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ከምዝዓበያ እቲ ኮርፖሬሽን ኣፍሊጡ፡፡ ቦርድ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘመሓድረን 13 ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ…

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ንእስቲ ማህሌት ተኽላይ ገበን ቅትለት ንዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ፍርዲ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ንእስቲ ማህሌት ተኽላይ ገበን ቅትለት ንዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ፍርዲ ሂቡ። ብመሰረት እዚ 10 መጋቢት 2016 ናብ ቤት ትምህርቲ ካብ ትኸደሉ መንገዲ ተጨውያ 12 ሰነ 2016 ዓ/ም ተቐቲላ ዝተረኸበት…

ስፖርተኛታት መቻል ኣብ ዓውዲ ስፖርት ናይ ኢትዮጵያ ሓደራ ኣለዎም – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፖርተኛታት መቻል ኣብ ዓውዲ ስፖርት ናይ ኢትዮጵያ ሓደራ ኣለዎም ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ናይጀሪያ ኣቡጃ ኣብ ስፖርት ፌስቲቫል ሓይሊታት ጦር መላእ…

ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፅሓፈ ደብደዳበ ኣምሲሎም ብምስንዳእ ናብ ወፃኢ ንልእኽ ኢና ብዝብል ዘጭበርብሩ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፅሓፈ ደብደዳበ ኣምሲሎም ብምስንዳእ ናብ ወፃኢ ንዕድል ስራሕ ንልእኽ ኢና ብዝብል ዜጋታ እናተታለሉ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ÷ ኣርማን ማሕተምን…

መቄዶንያ ንደቂ ሰባት ብዘይ ኣፈላላይ ዝርገፉሉ ማእኸል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መግብሐቢ ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእምሮን የደቂ ሰባት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣፈላላይ ሃይማኖት፣ ዓሌት፣ ቀለም ዝድገፉሉ ማእኸል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስቲ ማእኸል ብምትሕብባር መራሕቲ ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታትን…