Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ባህር ዳር ሰላማዊ ካብ ምዃና ንላዕሊ እናተወገኑ ዝርከኑ ስራሕቲ ልምዓት ጭቤት እታ ከተማ ዘረጋግፁ ኢዮም – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህር ዳር ሰላማዊ ካብ ምዃና ንላዕሊ እናተወገኑ ዝርከኑ ስራሕቲ ልምዓት ጭቤት እታ ከተማ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ባህር ዳር እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ…

ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)፣ ዳይሬክተ ፕሮግራም ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ…

ኣብ ባህርዳር እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ነታ ከተማ ዘዉቅቡ እዮም – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባህርዳር ስራሕቲ ትሩፋት ሌማትን ካልኦት ስራሕቲ ልምዓትን ተዓዚቦም፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ኣብዚ ዓመት ብምዝዛም ፀወታታት ምትእንጋድ ክጅምር ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ኣብ ዘደንቕ መዛዘሚ ምዕራፍ ህንፀት ከምዝርከብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ “እቲ ስታዲየም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ…

ኣመራርሓ ዓለም ለኻዊን ዞባዊን መሓዙት ትካላት ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ዓለም ለኻዊን ዞባዊን መሓዙት ትካላት ከምኡ እውን ሰብ ሞያ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም። ብሚኒስትር ዴኤታ ማይን ኢነርጂን ኣብርሃ ኣዱኛ (ዶ/ር) ኣብ ዝተመርሐ መርሃ ግብሪ ዑደት÷ ኮሚሽነራትን ላዕለዎት…

ክብረ በዓል ሽመት ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 12 ዓመት ክብረ በዓል ሽመት ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቤተክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ካቴድራል እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ብፁኣን ጳጳሳት ፣ ኣመራርሓ…

መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ኢፌዴሪ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ ወጋሕታ ኣብ እግሪ ሓወልቲ ዳግማዊ ምኒልክ…

ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊነት ብዝበለፀ ንኽግለፅ ልዑል ትምህርቲ ዝሃበ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ዲስ አኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያዊነት ብዝበለፀ ንኽግለፅ ልዑል ትምህርቲ ዝሃበ ዝሃበ ምዃኑ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። መበል 129 በዓል ዓወት "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓዘት ዓድዋ ይኽበር…

ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር መጥቃዕቲ ምምካት ዘኽእል ዘተኣማምን ቁመና ሃኒፅና ኢና – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ኣብ ልዕሊ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር መጥቃዕቲ ምምካት ዘኽእል ዘተኣማምን ቁመና ምህናፁ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። መበል 129 በዓል ዓወት…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ሓወልቲ ዳግማዊ ሃፄ ሚኒሊክ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ መበል 129 በዓክ ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ሓወልቲ ዳግማዊ ሃፄ ሚኒሊክ ሕቑፊ ዕንበባ ኣንቢሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሌተናል ጄኔራል ኣለምሸት ደግፌ፣ ፕሬዚዳንት ጥንታዊት ኢትዮጵያ ጀጋኑ ሃርበኛታት…