Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

በዓል መውሊድ ኣብ ዓብዪ መስጂድ ኣንዋር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 499 በዓል መውሊድ ኣብ ዓብዪ መስጂድ ኣንዋር ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣቦታት ሃይማኖት፣ ተኸተልቲ እቲ እምነትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት…

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን እዋናዊን ዛዕባታት ዝጠመተ ሰልጠና ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን እዋናዊን ዛዕባታት ዝጠመተ ሰልጠና ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ይወሃብ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እቲ ሰልጠና ኣጀሚረሙዎ። "የሕልም ጉልበት ለእመርታዊ እድገት"…

መበል 1 ሺሕን 499 በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) ፅባሕ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 499 በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) ፅባሕ ክኽበር ኢዩ። ኣካቢ ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ እቲ በዓል ሼኽ ኣብድልሃሚድ ኣሕመድ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ በዓል “ናይ ሰላም ነብይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኸቢሩ…

ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮ ብእዋኖም ንምቕባል ዘኽእል ምድላወን ከምዝዛዘማ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ  ንዘበነ ትምህርቲ 2017 ተምሃሮ ብእዋኖም ንምቕባል ዘኽእል ምድላወን ከምዝዛዘማ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ መራሒ ኣካያዲ ስራሕ ጉዳያት ኣካዳሚ እቲ ሚኒስቴር ኤባ ሚጀና (ዶ/ር)፥ ኣብ 2017 ዓ.ም ዩንቨርስታት ንፅርየት…

ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ሰርተፊኬት ሙሉእ ኣባልነት ተቐቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ሰርተፊኬት ሙሉእ ኣባልነት ተቐቢላ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል÷ ዓለም ለኸ ትካል ክእለት ንኢትዮጵያ መረጋገፂ ምስክር ወረቐት መበል 88 ሙሉ ኣባልነት ከምዝሃባ ተዛሪበን፡፡ ኢትዮጵያ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተሸላሚ ኣዋርድ ስታር ዋይድ 2016 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተሸላሚ ኣዋርድ ስታር ዋይድ 2016 ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር “ስሉጥ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካል መንግስቲ” ብዝብል ብድምፂ ህዝቢ ኢዩ ተሸላሚ ኮይኑ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ነቲ…

ከይዲ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝለዓለ ብቕዓት ዘኻበቱ ሰብሞያ ንምፍራይ ዘኽአለ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሲቪል ይኹን ሃይድሮ ሜካኒካል ስራሕቲ ዝዓዘዘ ብቕዓት ዘኻዕበቱ ሰብ ሞያ ከፍሪ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ። ምክትል መካየዲ ስራሕ ፕሮጀክት ህንፀት እቲ ግድብ ኤፍሬም ወልደኪዳን (ኢ/ር)÷ እቲ ፕሮጀክት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ግዚያዊ መፅንሒን መጣየሺን ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ብምርካብ መኣዲ ኣካፊለን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን÷ ኣዱሽ ዘበን ብግዲ ተስፋ ንኽንገብር ዝጋብዘና ኢዩ…

ሓዱሽ ዓመት እንትነኽብር ንሰላምን ምዕባለን ብምስራሕ ክኸውን ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝመፅእ ሓዱሽ ዓመት እንትነኽብር ንሰላምን ምዕባለን ብምስራሕን ሕድሕድ ብምትሕብባርን ክኸውን ይግባእ ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። እቶም ኣቦታት ሃይማኖት ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም መግለፂ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ፓትርያርክ…