ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ዑለማታት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሳልሳይ ስሩዕ ስሩዕ ጉባኤ የዑለማታት ወይ እውን ሊቃውንታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ናይ ክልተ መዓልቲ ፃንሒት ዝህልዎ እንትኸውን፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ፣ ማሕበራዊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ፀጥታን ንምዝራግ ዝፍትኑ አካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ – ዶክተር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ሻዕብያ ርክብ ብምፍጣር ሰላምን ፀጥታን ንምዝራግ ዝፍትኑ አካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ከምዝግባእን ነዚ ድማ ኩሉ ዜጋ እጃሙ ንኽዋፃእን ሚኒስትር መስኖን ከባብታት ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶር) ኣገንዚቦም። ለካቲት 11 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴክኖሎጂ መፍትሒ ፀገም ንምግባር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ንህዝብና መፍትሒ ፀገምን መቀላጠፊ ዕቤትናን ንምግባር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኣርተፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ፅባሕ 18 ለካቲት 2017 ዓ.ም ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡ ንጨረታ ዝቐርብ መጠን ሸርፊ ወፃኢ 60 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካን እንትኸውን÷ እቲ ጨረታ ንኩሎም ባንኪታት ክፍቲ ከምዝኸውን ተሓቢሩ፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት ሎጅ ገርዓልታ ኣብዚ ዓመት ብምዝዛም ግልጋሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Desta Feb 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኢንሼቲቭ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተጀመረን ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኾነን ሎጅ ገርዓልታ ህንፀቱ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዘሎ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብምርምር ዘወፅኦም 4 ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ክልል ትግራይ ብምርምር ዘወፅኦም ኣርባዕተ ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ኢንስቲትዩት ብምርምር ኣብ ዘውፀኦም 4 ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ስነ ስርዓት ምፍላጥ ኣካይዱ። ዳሪክተር ዝራእቲ ምርምር ሕርሻ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ ንመሃብ ድሉው ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ንምስማዕን ምላሽ ንመሃብን ድሉው ከምዝኾነ ሚኒስትረ ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘዝተሳተፉሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ተፋሰስ ናይል ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዒደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትራት፣ ዲፕሎማሰኛታትን ጋዜጠኛታትን ኣባል ሃገራት ተፋሰስ ናይል ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዒደት ገይሮም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትራት ማይ ኬንያ፣ ታንዛኒያ፣ ኡጋንዳ፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ሓዊሱ ጋዜጠኛታት ተፋሰስ ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፆመ ኣርብዓ ንግብረ ሓጥያት እንስዕረሉ ክኸውን ይግባእ – ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 የካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓትርያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ፅባሕ ዝኣቱ ዓብዪ ፆም ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእእቶም፥ ንመልላእ ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ንዓብዪ ፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ንሰላማዊ ዘተ በሩ ኩሉ ግዘ ክፍቲ ኢዩ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) Desta Feb 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፥ እቲ ፓርቲ ሓድነት ንምጥንኻር ገዛእቲ ያታታት ንክፍጠሩ ይሰርሕ ኣሎ…