Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ህብረ ብዙሕ ኢትዮጵያውያንን ትውልድ ኢትዮጵያውያንን እንቋዕ ንመዓልቲ ህብር ብሰላም ኣብፀሐኩም-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብዙሕ ኢትዮጵያውያንን ትውልድ ኢትዮጵያውያንን እንቋዕ ንመዓልቲ ህብር ብሰላም ኣብፀሐኩም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። 4 ጳጉሜን መዓልቲ ህብሪ፥ “ህብርና ንሰላምና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ ኢሉ።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዝተረኸባሉ ስነ-ስርዓት ሽልማት `በጎ ሰው` ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸባሉ መበል 12 ዙር ስነ-ስርዓት ሽልማት `በጎ ሰው` ይካየድ ኣሎ። ሽልማት በጎ ሰው፤ ሰናይ ተግባር ዝሰርሑ ሰባት ብምሽላምን ኣፍልጦ ብመሃብን ካልኦት ሰባት ምፍራይ ዕላማ ሒዙ በቢዓመቱ…

ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታ ንዝተዳፈሩ አሕፊራ መሊሳ ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታ ንዝተዳፈሩ አሕፊራ መሊሳ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዝብል ሽም ካብ ጥንቲ ክሳብ ሎሚ ብቀጥታ ምስ…

ሉኣላዊነትና ሓሊና ምንባርና የኹረዐና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

"ሉኣላዊነትና ሓሊና ምንባርና የኹረዐና። ናይ ግዝኣት ሉኣላውነት ንበይኑ ደው ከምዘይብል ግን ተረዲእና ኣለና። ሉኣላውነት ኩለ መዳይ ክኸውን ኣለዎ። ናይ ምግቢ ሉኣላዊነት፣ ናይ ቴክኖሎጂ ሉኣላዊነት ፣ ናይ በጀት ሉኣላዊነት፣ ናይ ሃገር ሉኣላዊነት ብፅንዓት ደው ዘብሉ ኢዮም። እዞም ናይ…

ኢትዮጵያ ብደምን ዓፅሚን ዝፀንዐት ካብ ኣቦታት ዝተረከብናያ ሉኣላዊት ሃገር ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርና ኢትዮጵያ ብደምን ዓፅሚን ዝፀንዐት ካብ ኣቦታት ዝተረከብናያ ሉኣላዊት ሃገር ኢያ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ "ሎሚ መዓልቲ 3 ጳጉሜን ኣብ መዓልቲ ሉኣላዊነት "ህብር…

2 ጳጉሜን ናይ ሪፎርም ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሪፎርም ንዝለዓለ ኣገልግሎት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 2 ጳጉሜን 2 ናይ ሪፎርም ዕለት ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ከም ሃገር ዘጋጠሙ ናይ ፖለቲካ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ስብራታት ንምፅጋን ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንምርግጋፅ ኣብ…

እንቋዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ሪፎርም ኣብፀሐኩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንቋዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ሪፎርም ኣብፀሐኩም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ 2 ጳጉሜን 2016 ዓ/ም፣ ናይ ሪፎርም ዕለት “ሪፎርም ንዝለዓል ኣገልግሎት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር…

ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ሰነድ ቃልኪዳን ከተማነት ኣፍሪካ ብምውፃእ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ሰነድ ቃልኪዳን ከተማነት ኣፍሪካ ብምውፃእ ተዛዚሙ። "ዘላቒ ምኽታም ንትራንስፎርሜሽን ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ እናተኻየደ ዝቐነየ…

ውፅኢት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዝመፅእ ሰኑይ ዕላዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ዝመፅእ ሰኑይ ዕላዊ ከምዝኸውን ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብ መላእ ሃገር መልቀቂ ፈተና 12 ክፍሊ ንምውሳድ ካብ ሞንጎ ዝተመዝገቡ 701 ሺሕን 749 ተምሃሮ 97 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ…

ናይ ለውጢ መንግስቲ ንሕቶ ዓርሰ ምሕደራ ህዝቢታት ምላሽ ሂቡ ኢዩ – ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሸገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ለውጢ መንግስቲ ንሕቶ ዓርሰ ምሕደራ ህዝቢታት ምላሽ ሂቡ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። እቶም ኣፈ-ጉባኤ ኣብ 1ይ ዓመት በዓል ምስረታ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ተገኝተው…