ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ምሃብ ሓዱሽ ፓስፖርት ኣብ መቐለ ክጅመር እዩ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ኣገልግሎት ሓዱሽ ፓስፖርት ብኦንላይን ምሃብ ከምዝጅምር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሰንኪ ኲናት ኣገልግሎት ፓስፖርት ጠጠው ኣቢሉ ዝፀነሐ ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤትፅሕፈት መቐለ÷ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሪፎርም ዓውዲ ሕርሻ ውሕና ምግቢ ዘረጋግፅ ለውጢ ከምዘምፀአ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ብዝተገበረ ሪፎርም ውሕስና ምግቢ ዘረጋግፁ ጭቡጣት ስራሕቲ ጭቡጥ ለውጢ ከምዘምፅኡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣይተ ተመስገን “ዓሚቕ ዓቕሚ ዓውዲ ሕርሻ ንጠቐም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ዝጀመረ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ፍሉይ ሓይሊ ፀረ ሓይሊታት ግብረ ራዕዲ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ዝርከብ መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ሓይሊ ፀረ ሓይሊታት ግብረ ራዕዲ “ሃደንቲ” ብዝብል መፀውዒ ዘሰልጠኖም መበል 12 ዙር ፍሉይ ሓይሊታት ፀረ ግብረ ራዕዲ ሓይሊታት ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) Desta Aug 12, 2024 0 ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህ.ወ.ሓ.ት) ሓፈሻዊ ግባኤኡ ክገብር ከምዝኾነ ንመራኽብቲ ሓፋሽ ምዝራቡ ስዒቡ እቲ ቦርድ ነቲ ፓርቲ ዝፀሓፎ ደብዳበ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) መቐለ ጉዳዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ብዝምልከት ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ፦ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2024 0 ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መበገሲኡን መብፅሒኡን ሕገ-መንግስቲን ሕገ-መንግስዊ ትካላትን ምኽባር ኢዩ! ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝተመሓየሸ ኣዋጅ መረፃ ቁፅሪ 1332/2016 ዓንቀፅ 2 (1) መሰረት ንህወሓት ምስክር ወረቐት ምዝገባ ከምዝሃበ ገሊፁ ኣሎ። መንግስቲ ሕገ መንግስታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ርክብ ክብ ብምባል ብፍላይ ልውውጥ ንግዲ ብዕፅፊ ንምዕባይ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ። ብተወሳኺ ዞባዊ ምትሕብባር ንምጥናኻር…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ረኺባ Desta Aug 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሊምፒክ 2024 ቀዳማይ ብምውፃእ መዳሊያ ወርቂ ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ብምውካል፥ ኣትሌት ቀነኒሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Aug 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሊምፒክ 2024 ቀዳማይ ብምውፃእ ብምዕዋቱ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ኣብ ፓሪስ ኦሎምፒክ 2024…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ ሕጋዊ ሰውነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ጠሚቱ ካብ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ መግለፂ Desta Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ጉዳይ ሕጋዊ ሰውነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ቦርድ ዝሃቦ ሙሉእ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት)19 ሓምለ 2016 ዓ.ም ብቑፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ኮሙኒኬሽን ሓሳባት ኢትዮጵያ ንዓለም ናይ ምፍላጥ ስራሕ ብስፍሓት ከምዝስራሕ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ኣብ ውሽጢ ሃገር ወርዓት ኮሙኒኬሽን ካብ ምጥንኻር ሓሊፉ ሓሳባትን ዓቕሚታትን ኢትዮጵያ ንዓለም ናይ ምፍላጥ ስራሕ ብስፍሓት ከምዝስራሕ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ÷…