ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ዕደና ወርቂ ይወስዱ ነይሮም ንዝበሎም 135 ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ዕደና ወርቂ ይወስዱ ነይሮም ንዝበሎም 135 ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።
ከፍለ ሰራዊት ማእከላዊ እዚ ኣብ ዝገበሮ መውፋር ብዘይሕጋዊ መገዲ ሃፍቲ ሃገር ይወስዱ ዝነበሩ ዝበሎም…