Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ንራህዋን ጉዕዞ ምዕባለን ህዝቢ ሱዳን ሎሚ እውን ከም ትማሊ ካብ ልቢ ክንሰርሕ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፀገም ሓው ህዝቢ ሱዳን ናትና እውን  ፀገም ኢዩ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕባረዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሰላሞ ህዝቢ ሱዳን ሰላምና ብምዃኑ ንራህዋን ጉዕዞ ምዕባለን ህዝቢ…

ኣብ ትግራይ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ፈተና ካብ 2 ክሳብ 12 ሓምለ 2016ዓ/ም ክወሃብ ኢዩ። ኣብ ትግራይ  ልዕሊ 54 ሺሕ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ሃገራዊ መልቐቒ ፈተና ክወስዱ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…

ስራሕቲ ለምዓት ኮሪደር ኣራት ኪሎ-ቀበና-ኤምባሲ ኬንያ ተዛዚሙ- ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ለምዓት ኮሪደር ኣራት ኪሎ-ቀበና-ኤምባሲ ኬንያ ከምዝተዛዘመ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ እቲ ከባቢ ሓምለዋይ ናይ ምግባር ፃዕሪ ብግልፂ ከምዝረአ…

ቆፀራ ናሙና ሕርሻ ካብ ዝመፅ ወርሒ መስከረም ጀሚሩ ንምክያድ ምድላው ይዛዘም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ካብ መስከረም 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ቆፀራ ናሙና ሕርሻ ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናተዛዘመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኮሚቴ ስትሪንግ ቆፀራ ናሙና ሕርሻ 2017 ቀዳማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኩሎም ዓውዲታት ሕርሻ ዘጠቓልሎም ቆፀራ ናሙና…

ኣብ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝተኸዘኑ ቅርታታት ተፈቲሖም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህዝብቢ ቅርታ ብምስማዕ ስራሕቲ ኢሚግሬሽን ምትዕርራይ ኣብ ዝደልዩ ጉዳያት ትኹረት ብምግባርን ትካላዊ ለውጢታትን ብምውጋን ኣብ ሒደት ኣዋርሕ ብዙሓት ምምሕያሻት እናተተግበሩ ይርከቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡…

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ እዋን ኣገልግሎት ጊዜኦም ንዝዛዘሙ ዋና ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ፃንሒት ጊዜ ኣገልግሎቶም ንዝዛዘሙ ዋና ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዳኒኤል በቀለ(ዶ/ር) ኣሰናቢቶም። ዳንኤል በቀለ (ዶ/ር) 25 ሰነ 2011 ዓ ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምቕራብ ዋና…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ብር 971 ነጥብ 2 ቢሊየን ንክኸውን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 36  ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት…

ኣብ ኢትዮጵያ ዕልዋ መንግስቲ ምክያድ ኣይዕወትን -ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዕልዋ መንግስቲ ምክያድ ኣይዕወትን ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ተዛሪቦም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ብምግባር ንዝቐረቡ…

ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 100 ሚሊየን ዜጋታት ቡክ ባንኪ ብምሓዝ ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 100 ሚሊየን ዜጋታት ቡክ ባንኪ ብምሓዝ ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ…

ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዳ ወፃኢ ናብ 17 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ተኻኢሉ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዳ ወፃኢ ናብ 17 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ተኻኢሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም…