Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ነይሮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅ ዘበርከቱ ምልክት ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ከምዝነበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምሕንያት ዝሓደሮም ሕማም ሓገዝ…

በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ሕማም ክትትል ሕክምና ክገብሩ ድሕሪ ምፅናሕ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ኢትዮዽያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ መርኣያ ሰለማዊ ቃልሲ ፖለቲካ…

ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ትግራይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ከይዲ ትምህርቲ ኣብ…

ስርዓት ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክሳብ ሕዚ ናብ 10 ሚሊየን ዝፅግዑ ሰባት ከምዝተመዝገቡ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ክሳብ ሕዚ ናብ 10 ሚሊየን ዝፅግዑ ሰባት ከምዝተመዝገቡ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ “መለለዪ መንነት” ሎሚ መዓልቲ 6 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ወታደራዊ ምትሕብባረን ንምዕባይ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ወታደራዊ ምትሕብባረን ንምዕባይ ተስማዕሚዐን። ብላዕለዋይ ኤታማጆር ሹም ሓይሊታጥ ጦር፣ ተሸላሚ ሜዳይ ቀዳማይ ደረጃ ጥቁር ኣንበሳ ዝለዓለ ተግባር ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወታደራዊ ልኡኽ ኣብ መበል…

በዓል መውሊድ ኣብ ዓብዪ መስጂድ ኣንዋር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 499 በዓል መውሊድ ኣብ ዓብዪ መስጂድ ኣንዋር ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣቦታት ሃይማኖት፣ ተኸተልቲ እቲ እምነትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት…

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን እዋናዊን ዛዕባታት ዝጠመተ ሰልጠና ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን እዋናዊን ዛዕባታት ዝጠመተ ሰልጠና ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ይወሃብ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እቲ ሰልጠና ኣጀሚረሙዎ። "የሕልም ጉልበት ለእመርታዊ እድገት"…

መበል 1 ሺሕን 499 በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) ፅባሕ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 499 በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) ፅባሕ ክኽበር ኢዩ። ኣካቢ ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ እቲ በዓል ሼኽ ኣብድልሃሚድ ኣሕመድ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ በዓል “ናይ ሰላም ነብይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኸቢሩ…

ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮ ብእዋኖም ንምቕባል ዘኽእል ምድላወን ከምዝዛዘማ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ  ንዘበነ ትምህርቲ 2017 ተምሃሮ ብእዋኖም ንምቕባል ዘኽእል ምድላወን ከምዝዛዘማ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ መራሒ ኣካያዲ ስራሕ ጉዳያት ኣካዳሚ እቲ ሚኒስቴር ኤባ ሚጀና (ዶ/ር)፥ ኣብ 2017 ዓ.ም ዩንቨርስታት ንፅርየት…