ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተመዘገበ ዕቤት ኢኮኖሚ ቀፃልነት ንኽህልዎ ክስራሕ ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመዘገበ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ቀፃልነት ንኽህልዎ መፍረያይነት ዘዕብዩ ስራሕቲ ብትኹረት ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ 2016 ዓ.ም መንግስቲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ብሪክስ ዓለም ለኻዊ ምሕዝነታ ክተመስክር ከምዝኸኣለት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ቪላዲቮስቶክ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ፎረም ኣባል ሃገራት ፓርቲታት ፖለቲካ ብሪክስ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ መዛዘሚ እቲ ጉባኤ 24 ነጥቢታ ዝሓዘ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ንዕዉትነቱ ከምዝሰርሑ ቃል ኣቲዮም። ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ምልዕዓል ኣገልግሎት ወለንታ እዋን ክረምቲ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ ምልዕዓል ኣገልግሎት ወለንታ እዋን ክረምቲ ኣብ ዝኽሪ ዓድዋ ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ንፍትሓዊ ስርዓት ኢኮኖሚን ፋይናንሰን ዓለምን ዝሰርሕ ማዕቐፍ ምትሕብባር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ንጠለብ ብዙሓት ማሕበረሰብ ዓለም ጠተው ዝበለን ንፍትሓዊ ስርዓት ኢኮኖሚን ፋይናንሰን ዓለምን ዝሰርሕ በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማሲ ማዕቐፍ ምትሕብባር ከምዝኾነ ምክትል ፕዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣብ ሩሲያ ቭላዲቮስቶክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ንምግታእ ባህሪ ሚዲያ እዚ እዋን ምግንዛብ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተላብዐ ዝመፅእ ዘሎ ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ንምግታእ ባህሪ ሚዲያ እዚ እዋን ምግንዛብ ከምዝግባእ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ገሊፆም። ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝምራሕ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ 400 ሺህ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ንሓረስቶት ተኸፋፊሉ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ ዘድሊ 700 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) እቲ ልዕሊ 400 ሺሕ ኩንታል ንሓረስቶት ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ፡፡ ዝተረፈ 300 ሺሕ ኩንታል መዳበሪያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ክበፅሕ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሃገራዊ ዘተ ኣጀንዳ ኣብ ምሕንፃፅ ከይዲ ትኹረ አረገበረሎም ጉዳያት Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣጀንዳታት ኣብ ምትእኽኻብን ምሕንፃፅን ከይዲ ብዙሓት ተግባራት ይውግን፡፡ ካብ መላእ ክፍሊታት እታ ሃገርን ካብ ዳያስፖራ ማሕበረሰብን÷ ግልፂ፣ መካተቲን መሳተፊን ብዝኾነ መልክዑ ዝተኣከቡ ኣጀንዳታት በቢብርኩ ናብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ዴኒስ ፍራንሲስ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ፕሬዚዳንት ዴኒስ ፍራንሲስን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያትን ኣብ ሃገራት ቀርኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካን ላቲን ኣሜሪካን ድምፀን ንክስማዕ ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሓሸ ውክልና ክህልወን ይግባር -ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካን ላቲን ኣሜሪካን ድምፀን ንክስማዕ ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሓሸ ውክልና ክህልወን ይግባር ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብን ምትሕብባርን ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብን ምትሕብባርን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ብኣይተ ኣደም ፋራህ…