ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሪሕ ሓሳብ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ Desta Sep 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ሓሳብ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ። ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እቲ በዓል ሎሚ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ “ሃገራዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ በዓል ከምዝኽበር ኣፍሊጡ። ኣፈ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5ይ ጉባኤ ሰገናትን መናእሰይን ጥዕና መናእሰይን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ጉባኤ ሰገናትን መናእሰይን ጥዕና መናእሰይን ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ተበፃሕነትን ፅሬትን፡ ምላሽ ዝህብ ስርዓት ጥዕና ንኹሎም ንሰገናትን መናእሰይን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ዓውደ ውግእ ዘርኢ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መበል 47 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ኣመልኪቱ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ዓውደ ውግእ ዘርኢ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ። ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝርከብ ወታደራዊ ሙዚዬም እዚ ምብራቕ ዝተሰናደአ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነት ቨርቹዋል መረዳእታ ምሕላው ሉእላውነት ሃገር ንምሕላው ንዝስራሕ ስራሕ ምሉእነት ክህልዎ ዝገብር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Aug 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ቨርቹዋል መረዳእታ ምሕላው ሉእላውነት ሃገር ንምሕላው ንዝስራሕ ስራሕ ምሉእነት ክህልዎ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ…
ቢዝነስ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕባለ ሃገር ወሳኒ ብፅሒት ኣለዎ- ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta Aug 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕባለ ሃገር ወሳኒ ብፅሒት ኣለዎ ከብሉ ሚኒሰትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፥ ኣብ ቀረባ እዋን እቲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩላትና ተጋሩ ብሓደ ልቢ እንተወፊርና ኣኽሱም ናብቲ ንቡር ስልጣነኣ ክንምልሳ ንኽእል ኢና -ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ኩላትና ተጋሩ ብሓደ ልቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝተፈጠሩ ዘይምርድዳእ ብዲፕሎማሲያዊ መገዲ ናይ ምፍታሕ ባህጊ ኣለዋ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ Desta Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝተፈጠሩ ዘይምርድዳእ ብዲፕሎማሲያዊ መገዲ ናይ ምፍታሕ ባህጊ ኣለዋ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ኢትዮጵያ ማእኸሉ ምስ ጎረባብትና ዘለዋ ርክብ ኢዩ ክብሉ እቶም ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 33 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ "ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ንኹሉ" ብዝል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ይኽበር ኣሎ Desta Aug 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። በዓል ኣሸንዳ/ማሪያ 16 ነሓሰ ኣብ መብዛሕቲአን ከተማታትን ገፀር ወረዳታትን ትግራይ ዝኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግበራ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Aug 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግበራ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ተዛሪቦም። “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ንሓሙሽተ ተኸታተልቲ መዓልታት ብዝተፈላለዩ ኩነታት ክካየድ ዝቐነየ…