ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኦማን ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኦማን ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሼክ ካሊፋ ቢን ኣሊ ኣል ሃርቲን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኦማንን ዘሎ ዝፀንሐ ርክብን ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሁርነት ንሕቶ ድሉው ምዃንን ናይ ምሕታት ብቕዓትን ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Jan 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሁርነት ንሕቶ ድሉው ምዃንን ናይ ምሕታት ብቕዓትን ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስረታ በዓል መበል 75 ዓመት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ምኽንያት ብምግባር “ግደ ምሁራን ንሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሁርነት ዝሓለፈን እዋናዊን ብዕሊ ዝርዳእ፣ መፃኢ ዝኸእምት ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Jan 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሁርነት ዝሓለፈን እዋናዊን ብዕሊ ዝርዳእ፣ መፃኢ ዝኸእምት ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስረታ በዓል መበል 75 ዓመት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ምኽንያት ብምግባር “ግደ ምሁራን ንሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ነባር ሓፁር ሓሳብ ብምውፃእ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ብሓባር ንስራሕ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Jan 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ነባር ሓፁር ሓሳብ ብምውፃእ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ብሓባር ንስራሕ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስረታ በዓል መበል 75 ዓመት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ምኽንያት ብምግባር “ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምድሪ ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዑደት ኣካይዶም Desta Jan 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምድሪ ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብቲ ቤት ዕዮ ዑደት ምክያዶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒሰተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ቤት ዕዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውትህድርና ጀግንነትን ስብእናን ተላቢሱ ዕንቅፋታት እንተይበድህዎ ብፅንዓት ደው ምባል ይሓትት- ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ Desta Jan 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ውትህድርና ጀግንነትን ስብእናን ተላቢሱ ዕንቅፋታት እንተይበድህዎ ብፅንዓት ደው ምባል ይሓትት ኡሎም ኣዛዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ። ማእኸል እቲ እዚ ንኣዋረሕ ዘሰልጠኖም መዐቀኒታት መሰረታዊ ወተሃደራት ሎሚ ብድሙቕ ስነ ሰርዓት ኣመሪቑ።…
ቢዝነስ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ መንጎ ዝርከቡ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዓለምና ሓደ ኢዩ Desta Jan 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ መንጎ ዝርከቡ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዓለምና ሓደ ብምዃን ተኻቲቱ። ኮንስትራክሽን ብሪፊንግ ዝተብሃለ ድረ ገፅ ናይቲ ፕሮጀክት ሀንፀቱ ወፃኢ፣ ዘተኣናግደሉ ቁፅሪ በረራን ተርሚናል በረራን መዐቀኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዋርፌር ዓቕምና ንምዕባይ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤሌክትሮኒክስ ዋርፌር ጉዳይ ህልውና እናኾነ ብምምፅኡ ኣብቲ ዓውዲ ቕምና ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ‘ልዕልና ኤሌክትሮማግኔቲክ ስፔክትረም ንሉኣላዊነት ሃገር’…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅ ንሰርሕ ኣለና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ታሕሣሥ 25፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሉኣላዊነት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምርግጋፅ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ሎሚ ብሓዱሽ መልክዑ ዝተወደበ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል መለለዪ መንነት ሕዚ ኣብ ዘለናላ ዓለም ኢኮኖሚያዊን ማሕራዊ ምትእስሳር እናቐየረ ዝርከብ ቴክኖሎጂ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል መለለዪ መንነት ሕዚ ኣብ ዘለናላ ዓለም ኢኮኖሚያዊን ማሕራዊ ምትእስሳር እናቐየረ ዝርከብ ቴክኖሎጂ ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ፋይዳ መለለዪ መንነት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ ሙሉእ ትሕዝቶ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ…