ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርጫ ህዝቢ ነኽበር ኢና… Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2026 0 ናይ ቀደም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ካብ ወልቀን ጉጅለን ባህጎም ኣብሊፆም ንሃጎም ቀዳምነት ብምሃብ መስዋእትነት ረሃፅ፣ ደም፣ ዓፅምን ህይወትን ብምኽፋል ንኢትዮጵያ ኣውሪሶሙና ኢዮም። ንሕና ናይ ሐዚ ትውልዲ ድማ ሃገር ብመገዲ ሰላምን ዴሞክራሲንንቐፃሊ ትውልዲ ንምሽጋር ብካርድና ወሲንና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ዝተዋደደ ዲጂታል ኣገልግሎት መተግበሪ መሪቆም mizan mekonen Jun 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ኣብ ሓደ መድረኽ ዘጣመረን ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝተዋደደ ዲጂታላዊ ኣገልግሎት መተግበሪ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክረምታዊ እወንታዊ ባህሊና ናብ ዝለዓለ መግለፂ ክነሰጋግሮ ኢና-መንግስቲ mizan mekonen Jun 19, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ክረምታዊ እወንታዊ ባህሊና ናብ ዝለዓለ መግለፂ ክነሰጋግሮ ኢና ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ክረምቲ ብዝመፅአ ቁፅሪ እነካይዶም ክልተ ቀንዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓ ነበር ህወሓት ዝወሰደቶ ስጉምቲ ኣካይዳ ኣዕናዊነት እቲ ጉጅለ ንዓለም ዘቓልዐ እዩ – ውድብ ስምረት mizan mekonen Jun 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣኽረርቲ ኣመራርሓ ነበር ህወሓትን ናይ ቀረባ ቤተሰቦምን ዘንበረቶ እገዳ ቪዛ ነቲ ናይቲ ጉጅለ ኣኽራርነትን ኣካይዳ ኣዕናዊነቱን ንማሕበረሰብ ዓለም ዘቃልዐ እዩ ኢሎም ኣባል ቤት ምኽሪ ውድብ ዲሞክራሲያዊ ስምረትን ምክትል ኣካቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓ ነበር ህወሓትን ስድራቤቶምን እገዳ ቪዛ ኣንቢራ mizan mekonen Jun 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓ ኣኽረርቲ ነበር ህወሓት ናይ ቀረባ ቤተሰቦምን እገዳ ቪዛ ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ቤት ፅሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ÷ እቲ እገዳ ቪዛ ዝተነበረ ስምምዕ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ወለንታ ሓድነትን ማሕበራዊ ምትእስሳር የጎልብት – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ግልጋሎት ክረምታዊ ወለንታ ካብ ልምዓት ብዝሓለፈ ሓድነትን ማሕበራዊ ምትእስሳርን ንምጉልባት ዕዙዝ እጃም ኣለዎ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ጎሮ ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓቃዊ ብልፅግና ዝመፅእ ጉልበት፣ሃፍትን ፍልጠትን ዜጋታት ደሚርካ ምጥቃም እንትከኣል እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 18, 2026 0 አዲስ አበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሓቃዊ ብልፅግና ዝመፅእ ዓብዪ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ልዕሊ 130 ሚልዮን ዜጋታት ጉልበቶም፣ሃፍቶምን ፍልጠቶምን እንትሓውሱ እዩ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሽዋ ወረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ሓምለዋይ ወርቂ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ውፅኢት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ወርቂ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር “ተስፋ ምትካል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ትማሊ ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ሃገር ዘየድፍር ዋልታ ሰማይ ኢዩ- ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ mizan mekonen Jun 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ሃገር ዘየድፍር ዋልታ ሰማይ ኢዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። ንሃገር ካብ ባዕዳዊ ወራሪን ሽርሒ ባንዳታትን ዝከላኸል ዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝተዓጠቐን ዘይብዳህን ሓይሊ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንደቅና ዝመሓላለፍ ግዙፍ እምነ ኩርናዕ ክነንብር ኢና – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንደቅና ዝመሓላለፍ ግዙፍ እምነ ኩርናዕ ክነንብር ኢና ኢሎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ዘለሉ ኩነታት ሎሚ ተዘዋዊሮም ኣብ ዝተዓዘብሉ እዋን፥…