ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈሪመን Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ክእለትን ዝርገሐ መሰረተ ልምዓታት ንምሕጋዝ ናይ ተግባር ስምምዕነት ተፈሪመን። እቲ ትግበራ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ እናተወሰዱ ዝርከቡ ስጉምቲታት ክቕፅሉ ኢዮም – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ እናተወሰዱ ዝርከቡ ስጉምቲታት ከምዝቕፅሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣካቢ ኮማንድ ፖስት እቲ ቀጠናን ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም። እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ኣፈፃፅማ ልኡኽ፣ ብዝተረኸቡ ውፅኢታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባኡ ምክያድ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)÷ ‹‹ሎሚ ኑጉሆ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ጀሚርና›› ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣፍሊጦም። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዘቲዮም Desta Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዘቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ኣብ ምህናፅ እትዓሞም ዘላ ተግባራት ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሙዚዬም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሙዚዬም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣኼባ እቲ ኮሜቴ ትማሊ ከምዝተጀመረ ይዝከር። ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ጉዳያትን ኣጀንዳታት እቲ ውድብን ጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦ ልኡኽቶ ብቖራፅነት ክዋፃእ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሰራዊትና ተወሳኺ ዓውሚ ዝፈጥር ሓይሊ ብምዃን ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦ ልኡኽቶ ብቖራፅነት ክዋፃእ ይግባእ” ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዘበናዊነት ብዝተኸተለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀት ግድብ ህዳሴ ዝውዕል ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ንንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 503 ሚሊየን ብር ከምዝተኣከበ ገሊፁ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለዩ መገዲታት መተኣኻኸቢ እቶት ካብ ሕብረተሰብ 625 ሚሊየን ብር ንምእካብ ተሓሲቡ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ዩኒሴፍ ዘቲዮም Desta Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብዳይሬክተር ትካል ኣድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ( ዩኒሴፍ) ኢቫ ካድሊ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ትካል ዩኒሴፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣጀንዳታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጥ ኣሎ Desta Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣጀንዳታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጥ ከምዘሎ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር ዝተጠናኸረ ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ ትፅቢት ይግበር – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምኽባርን ዝተሰሓሓቱ ተረኻት ንምስትኽኻል ዕዙዝ ዲፕሎማሲያዊ ኣፈፃፅማ ትፅቢት ከምዝግበር ኣመልኪቶም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ መራሕቲ ሚሲዮን ብምርካብ…