Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ዝበረታትዑ ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ መሰረታዊ ለውጢ ንምምፃእ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተግበሮም ዝርከብ ስራሕቲ ተስፋ ዝህቡ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ተመስገን ብምንቅስቓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ንተምሃሮን ከይዲ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ መሰልጠኒ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መሰልጠኒ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሩ፡፡ ኣብ እዋን እቲ ዑደት እቲ መሰልጠኒ ኣብ ሜዳን ኣብ ክፍሊን እናሃቦ ዝርከብ ከይዲ ስልጠና ብዝምልከት ነቲ…

ሕቶታት ተበፃሕነት ዕዳጋ ምስ ዕቤት ሃገራት ምምጥጣን ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶታት ተበፃሕነት ዕዳጋ ምስ ዕቤት ሃገራት ምምጥጣን ከምዝግባእ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ኣገዚቦም፡፡ በቶም ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዱባይ ቅድሚ መበል 13 ዓለም ለኸ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዝካየድ “ዘተ ዙሪያ…

ኣብ ክ/ከተማ ኣራዳ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 27 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 27 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ደንቢ ልምዓት፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ደኒ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ሃገርና ዘለዋ ሃፍቲ ደን ብኣግባቡ ንምልማዕ፣ ንምሕላውን ብዘላቕነት…

ኣብ ዓለም ለኸ ሕጋዊነት ሰነድ ስምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢንስቲትዩት ፍትሒን ሕጊን ፌደራል ዝተሰናደአ ኣብ ዓለም ለኸ ሕጋዊነት ሰነድ ስምዕነትን ትሕዝቶን ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣበባ እምቢኣለ፣ ዋና…

መንግስቲ ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተ ዘይተሓለለ ደገፉ ኣጠናኪሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ተስፋዬ ቤልጅጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተ ዘይተሓለለ ደገፉ ኣጠናኪሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ተስፋዬ ቤልጅጌ ገሊፆም። ኣይተ ተስፋዬ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈቶ ስርዓታትቨ ምምሕዳር መንግስቲ ብሓደ ገፁ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።…

ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዓወት ዲፕሎማሲ ዝተረኸበሉ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዓወት ዲፕሎማሲ ዝተረኸበሉ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለምዶ(/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙን…