ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት ኣመሪቑ Desta Feb 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ኣብ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሁርሶ ኮንቲጀንት ንመበል 24 ዙር ዘሰልጠኖም ሕፁያት መኮንናት ሎሚ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምርቓት፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 100 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ትግራይ ምእታዉ ተገሊፁ Desta Feb 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ ዝተሓተተ 900 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ 100 ሺሕ ናብቲ ክልል ምእታዉ ተገሊፁ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣይተ ኣለም ብርሃን ሃሪፈዮ ምስ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ንክናዋሕ ተወሲኑ Desta Feb 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ንክናዋሕ ወሲኑ። እቲ ባይቶ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ፍሉይ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት 28 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ዴኤታ ልምዓትን ጉዳያት ኣፍሪካን እንግሊዝ ኣንድሪው ሚቼል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ Desta Feb 2, 2024 0 ዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ልምዓትን ጉዳያት ኣፍሪካን እንግሊዝ ኣንድሪው ሚቼል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ንጎሆ መቐለ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፍርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ተግባራዊ ምላሽ ይደሊ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ፕሪቶርያ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ተግባራዊ ምላሽ ይደሊ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ግልጋሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ሕወሓት ኣብዚ ሰሙን ዘውፀኦ መግለፂ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ንኽኽበር ምሕታቱ መንግስቲ ፌዴራል ብዕምቆት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ቆፀራ ህዝብን ኣባይቲን ንምክያድ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ Desta Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ቆፀራ ህዝብን ኣባይቲን ንምክያድ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ሰለስተ ዓማውቲ ዝትግበር ፕሮግራም ልምዓት ስታትስቲክስ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እቲ ፕሮግራም፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ልምዓታዊ ተራድኦን ምትሕብባርን ስዊድን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ልምዓታዊ ተራድኦን ምትሕብባርን ስዊድን (ሲዳ) ጃኮብ ግሬተን ተዛቲዮም። ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብሰንኪ ድርቂ ኣብ ሓደጋ ንዝርከብ ወገናት ንምድሓን 50 ሚልየን ብር ለጊሱ Desta Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብምግባረ ሰናይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ(ትእምት) ኣቢሉ ብሰንኪ ድርቂ ኣብ ሓደጋ ንዝርከብ ወገናት ዝውዕል 50 ሚልየን ብር ሓገዝ ሓገዝ ለጊሱ። ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ኣብ ምውፃዕ ልዑል ኣበርክቶ ዝገብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ንባይቶና ሓዊሱ ን3 ፓርቲታት ፖለቲካ ምስክር ወረቐት ሕጋዊ መረጋገፂ ሰውነት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንባይቶና ሓዊሱ ን3 ፓርቲታት ፖለቲካ ምስክር ወረቐት ምዝገባን ሕጋዊ መረጋገፂ ሰውነትን ሂቡ። እቲ ቦርድ÷ ኣብ ኣዋጅ መረፃ፤ ምዝገባን ስነ-ምግባር መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ቁፅሪ 1162/2011 ዓ.ም ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኢንቨስትመንታት ይጉብንዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብውልቀ ኣልማዕቲ እናለምዑ ኣብ ዝርከቡ ኢንቨስትመንታት ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ኣምባደራት ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጎልድ ኢንዱስትሪ መንደር ፌዳ ዋቅ ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት…