Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ግንዛበ ኣብ ምፍጣር ብስፍሓት ንኽሰርሑ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ጋህዲ ክኸውን ኣብ ምግባር ከይዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ግንዛበ ኣብ ምፍጣር ብስፍሓት ንኽሰርሑ ተሓቲቱ፡፡ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ(ፕ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)ቀዳማይኣብ ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ወጊኖም ኢዮም – ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሕመ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ወጊኖም ኢዮም ክብሉ ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገርድ ሙለር ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)…

ሉኣላዊነት ምግቢ ንምዕዋት ንገብሮ ጉዕዞ ክንቅፅል ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ምግቢ ንምዕዋት ንገብሮ ጉዕዞ ክንቅፅል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ብትካል ምግቢን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሮም ጣልያን ዝተሰናደአ ክብረ በዓል ዝኸበረ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ተሸሊሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብትካል ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት መንግስታት ኣብ ጣሊያን ሮም ኣብ ዝተሰናደአ ክብረ በዓል ዝኸበረ ሜዳልያ ኣግሪኮላ ፋኦ ተሸሊሞም። እቲ ሽልማት÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ውሕስና ምግቢን ዝተመጣጠነ…

ፋና ኣብ ሞንጎ ህዝቢታ ሰላምን ዴሞክራሲን ንኸዓስል ሃናፂ ግደ እናተዋፀአ ይርከብ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ኣብ ሞንጎ ህዝቢታ ሰላምን ዴሞክራሲን ንኸዓስል ሃናፂ ግደ እናተዋፀአ ከምዝርከብ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገፆም፡፡ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘህነፀ ሓዱሽ ዘመናዊ ስቱዲዮ ፋና…

ፋና ብቐጥታ ምስ ሃገርና ህዝቢናን ዝራኸብ ስራሕ ሒዙ ክቕፅል እዩ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ብቐጥታ ምስ ሃገርና ህዝቢናን ዝራኸብ ስራሕ ሒዙ ክቕፅል እዩ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ተዛሪቦም፡፡ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘህነፆ ሓዱሽ ዘበናዊ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት የመርቕ ኣሎ፡፡ ኣብቲ…

ስቱዲዮ ፋና ላምሮት ዓቕሚ እቲ ትካል ብምዕባይ እዋናዊን ተኣማኒን ሓበሬታታት ብፍሉይ ኣቀራርባ ንምትሕልላፍ ዘኽእል ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋና ብሮካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሕነፆ ሓዱሽ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት ዓቕሚ እቲ ትካል ኣብ ምዕባይ እዋናዊን ተኣማኒን ሓበሬታታት ብፍሉይ ኣቀራርባ ንምትሕልላፍ ዘኽእል ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ፋና…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሕነፆ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሕነፆ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት የመርቕ ኣሎ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣመራርሓ ቦርድ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓ.ማን ካልኦት ፃውዒ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።…

ኤምባሲታት ተደማፅነት ኢትዮጵያ ንክውስኽ ንምግባር ምስራሕ ይግበኦም-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲታት ተደማፅነት ኢትዮጵያ ንክውስኽ ንምግባር ምስራሕ ይግበኦም መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ ሎሚ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመታዊ ጉባኤ ኣምባሳደራት በምርካብ ናይ ስራሕ መምርሒ ሂቦም።…

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ዘሕልዉ ጉዳያት ብስፍሓት ዘቲዩ – ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴታት ፈፃሚ ስራሕን ማእኸላይን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣብ ዘሕልዉ ጉዳያት ብስፍሓት ከምዝዘተዩ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ…