ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሙዚዬም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሙዚዬም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣኼባ እቲ ኮሜቴ ትማሊ ከምዝተጀመረ ይዝከር።
ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ጉዳያትን ኣጀንዳታት እቲ ውድብን ጠመተ…