Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ልኡኻት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ልኡኻት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ኣፍሪካን ዘቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ትማሊ ኣብ ዝጀመረ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ጎስጓስ ገለግለኛ ሃገራት (ናም) ይሳተፉ ኣለዉ።…

ንወተሃደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ትካላት ሓገዝን መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ወተሃደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ተወከልቲ ሰብኣዊ ደገፍ ዝገብራ ትካላትን መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ መብርሂ ኣብ ዝሓለፉ ዓመተ ፈረንጂ 2023 ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝጠመተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ…

ብሓባር ናይ ምልማዕ መትከል መሰረት ዝገበረ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ህልውና ኢዩ- ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓባር ናይ ምልማዕ መትከል መሰረት ዝገበረ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ህልውና ኢዩ ክብል ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሕቶ ህልውና ኢትዮጵያ…

በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ማይጨው ብድምቀት ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ማይጨው ብድምቀት ክኽበር ኢዩ። በዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል በቢ ዓመቱ ኣብታ ከተማ እንትኽበር ካብ ትፈላለዩ ከባቢታት ኣጋእሽ ብምምፃእ መንእሰይ ራያ ብሁራ፣ ዓበይቲ ኣንስቲ ገዳኣማኖ፣ ስነ-ስርዓተ ዝማረ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ህዝቢ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ህዝቢ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ተዛቲዮም። ኣብ'ቲ ዘተ ኣመራርሓ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ምዕራብን ትግራይ ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ተሳተፍቲ÷…

በዓላት ምፍናው ታቦትን ጥምቀትን ብሰላም ንኽኽበር ትልሚ ኣውፂኡ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ምፍናው ታቦትን ጥምቀትን 2016 ዓ/ም ብሰላም ንኽኽበር ትልሚ ኣውፂኡ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። መዳርግቲ ኣካላትን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተለመደ ምትሕብባሮም ኣጠናኺሮም ንኽቕፅሉ እቲ ግብረ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ በዓል ሓደራ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ በዓል ሓደራ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ዘንዋር ኡል ሃቅ ካካር ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ክሎስተር እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም…

ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሓይሊ ሜካናይዝድ ኣዋሽ ኣርባ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኤታማዦር ሹም ላዕለዋይ ሓይሊታት ጦር ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ዝርከብ ሓይሊ ሜካናይዝድ ተዓዚቡ። እቲ ልኡኽ ከይዲ ስልጠና እቲ ሓይሊ ሜካናይዝድ ዝተመልከተ እንትኸውን÷ ድሕሪ ትዕዝብቲ ድማ ጄኔራል ኣበባው ታደሰ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ቦርግ ብሬንድ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ንመበል 54 ግዘ ኣብ ዳቮስ ስዊዘርላንድ እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ኢዩ፡፡…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢኮኖሚ ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ። "ዳግም ምትእምማን ምህናፅ" ብዝብል ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 54 ናይዚ ዓመት ጉባኤ፥…