ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትሚሊ ዝተኸፈተ ዓውደ-ምርኢት ዲፕሎማሲ ይቕፅል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሚሊ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም “ዲፕሎማሲና ንብሄራዊ ረብሓና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኸፈተ ዓውደ-ምርኢት ዲፕሎማሲ ሎሚ መዓልቲ ብፓናል ዘተ ይቕፅል ኣሎ። ኣብቲ ፓናል ዘተ÷ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ሓዊሱ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንደር ኢኮ ቱሪዝም ዳንዲ ወንጪ ብምልማዕ ግዙፍ መሰረተ ልምዓት ተሃኒፁ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወንጪ ኩሉ ግዘ ፅሩይ ህያብ ተፈጥሮ ብምዃን ፀኒሓ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በረከት ተፈጥሮ ብምኽባል ብምሕብሓብን ብምምዕባልን ኣብ ረብሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ደገፍ ምግባር ዘኽእል ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዕላዊ ተገይሩ Desta Jan 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓን መዳርግቲ ሃገራትን ንተመዛበልቲ ውሽጢ ዓዲ ደገፍ ምግባር ዘኽእል ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይረን። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልል ትግራይ፣ ዓፋር፣ ቤኒሻንጉል ጉምዝን ኣምሓራን ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንትንውረር ድምፆም ዘይተሰምዐ ዘላቒ ረብሓና ንምርግጋፅ ሓቂ መሰረት ብምግባር እንትንብገስ ዋዕዋዕን ፅዕንቶን ብዙሕ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ Desta Jan 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንትንውረር ድምፆም ዘይተሰምዐ ዘላቒ ረብሓና ንምርግጋፅ ሓቂ መሰረት ብምግባር እንትንብገስ ዋዕዋዕን ፅዕንቶን ብዙሕ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ መኽፈቲ ስነስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፌዴራል ንትግራይ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ሂቡ Desta Jan 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሓሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፌዴራል ንክልል ትግራይ ሓሙሽተ ሚሊየን ብር ሓገዝ ሂቡ። ብሚኒስትራት ፌዴራል ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ሒዙ ሎሚ መቐለ ዝአተወ እንትኾን ምስ ዝምልከቶም ኣካላት እውን ተራኺቡ ኣሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት ቱሪዝም ደንዲ ኢኮ ወንጪ ብብርኪ ሃገር ዝግለፅ ልምዓት ቱሪዝም ኢዩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Desta Jan 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ቱሪዝም ደንዲ ኢኮ ወንጪ ብብርኪ ሃገር ዝግለፅ ልምዓት ቱሪዝም ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ መንግስቲ ዘለዉ ሃፍቲ ንዓውዲ ቱሪዝም ብዝጥዕም መገዲ ንምልማዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ 6 ሃገራት ኣፍሪካ ልዑል ዕብየት ኢኮኖሚ ከምዘርእያ ተንቢዩ Desta Jan 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ 2024 ዓ.ም.ፈ ልዑል ዕብየት ኢኮኖሚ ከምዘርእያ ተንቢዩ። እቲ ባንኪ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፥ ኒጀር፣ ሴኔጋልን ሩዋንዳን ኣብ 2024 ኣብ ዓለም ልዑል ምዕባለ ኢኮኖሚ ካብ መንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ዝሓቖፈ ጉጅለ ሉኡኽ መንግስቲ ፌዴራል መቐለ ኣትዩ Desta Jan 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሰ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣነስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኣርጎጌ ተስፋይ፣ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣይተ ደበሌ ቃበታ ሓዊሱ ካልኦት ብርክት ዝበሉ ሚኒስትራት ዘካተተ ጉጅለ ሉኡኽ መንግስቲ ፌዴራል መቐለ ኣትዩ። ኣባላት እቲ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት በሪ ባሕሪ ኢትዮ-ሶማሊላንድ ብቕንዕና ዝውሰድን ዝድገፍን ሃገራዊ ዛዕባ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊላንድ ዝገበረቶ ስምምዕነት በሪ ባሕሪ ብቕንዕና ዝውሰድን ዝድገፍን ሃገራዊ ዛዕባ ከምዝኾነን ንተግባራዊነቱ ሓገዝ ከምዝገብሩን ኣባላት ሓራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም። ሓራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ ምርኢት “ዲፕሎማሲና ንብሄራዊ ረብሓና” ፅባሕ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ዲፕሎማሲና ንብሄራዊ ረብሓና" ብዝብል ዝካየድ ሰሙን ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲ ፅባሕ ብዕሊ ከምዝኽፈት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም (ዶ/ር) እቲ ዓውደ ምርኢት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃዎ መብርሂ፤…