Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

 “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ” ጀኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብናይ ትውልዲ ምቅብባል ዝመፅአ ትካል ኢዩ” ክብሉ ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። መበል 88 ዓመት ናይ ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣካል ዝኾነ መድረኽ ፓናል ኣብ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ መበል 88 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንምኽባር ናብ ቢሸፍቱ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ መበል 88 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንምኽባር ናብ ቢሸፍቱ ኣምሪሖም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ ክበብ መኮንናት ሓይሊ ኣየር እንትበፅሑ…

መድረኽ ፓናል ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ፓናል ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካን ኣገልግሎት ኣቪዬሽን ዝህቡ ትካላት ወፃኢን ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ እቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ ዘተ ንዝተሳተፋ ሃገራትን ትካላትን ውህብቶ…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መትከል ስደተኛታት ብምቕባል ንስደተኛታት ደገፍ ትገብር ኣላ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መትከል ስደተኛታት ብምቕባል ንስደተኛታት ደገፍ ትገብር ከምዘላ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካሊኝ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፥ ጎድኒ ንጎድኒ መበል ካልኣይ ፎረም ስደተኛታት ምስ ምክትል ሚኒስትር…

መድረኽ ዘተ “ጉዕዞ ምድማር” ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ "የመደመር ጉዞ'' ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ “የመደመር ትሩፋቶች ለተሻለ ነገ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝሳለጥ ዘሎ ተገሊፁ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ…

ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ፍልሰተኛታት ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ፍልሰተኛታት ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፥ ካብ 2019 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ኣብ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ዝተሰርሑ…

ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ዓውዲ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ዓውዲ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ። ኣታሼ ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኢትዮጵያ ኮሎኔል ማርክ ባቫን፥ ሃገሮም ብቀረብን ዝተፈላለዩ ምትሕብባራትን ወተሃደራዊ ናውቲታት መስ ኢትዮጵያ ንምስራሕን…

ሓይሊ ዕማም “ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ” ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ድርቂ ንምምካት ዝዓለመ ዓብይ ብሄራዊ ሓይሊ ዕማም ተጣይሹ። እቲ ሓይሊ ዕማም ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝምራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ። 22 ኣባላት ዘለዉዎ እቲ ኮሚቴ፥…

ኣይተ ታዬ ደንደአ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደአ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣይተ ታየ ቅድሚ ለውጢ…

ኣብ ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ግድብ ገረብ ግባ ዝጠመተ ዘተ ይሳላጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ብፍሉይ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዙ ቢንግ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ይዝትዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ከይዲ ህንፀቱ ተቛሪፁ…