Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳለጦ መበል ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤ ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ሸይሙ። ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣብቲ ባይቶ ብምቕራብ ቃል መሕላ ፈፂመን። እቲ ባይቶ ነቲ ሹመት ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ…

ጉጅለ ህንፀት ዓቕሚ ምክልኻል ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ህንፀት ዓቕሚ ምክልኻል ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ንሓደጋታት ምላሽ ኣብ ምሃብ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቆራፅ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮንን ብዋና ዳይሬክተር ጉጅለ ህንፀት ዓቕሚ ምክልኻል ስግኣት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ ኣካቢ ቦርድ መረፃ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ኣብ ዘካይዶ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 9ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ 9ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣቐዲሙ ቃል ጉባኤ 8ይ ስሩዕ ኣኼባ ብምፅዳቕ…

መበል ራብዓይ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሰለስቲኣዊ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምድብ ኣየር ሰብ ኣልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊትን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምድብ ኣየር ሰብ ኣልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ደሕሪ ሰዓት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዘሰልጠኖም…

ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘምሃሮም ልዕሊ 1800 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘምሃሮም ልዕሊ 1 ሺሕን 839 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ተመረቕቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ድግሪ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ…

ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊት ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ይካየድ ኣሎ። ሎሚ ኣብ ዝካየድ ስነ ስርዓት መዕፀዊ በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤሚሬትስ ሕብረት ዓረብን ሓይሊ…

ስነ ስርዓት መዕፀዊ በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ ስነ ሰርዓት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተሳለጠ ዝቐነየ መበል 88 ዓመት በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ይካየድ ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ብመስዋእትነት ሃገር ዘፅንዐ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 20 ሕዳር 2016…

ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዋልታ ዝኾነ ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ኣለና-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዋልታ ዝኾነ ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓይሊ ኣየር ንሃንፅ ኣለና ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራተጨዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ኣብ ቢሸፍቱ ኣብ ዝርከብ ክበብ ሞኪንናት ሓይሊ ኣየር መበል 88 ዓመት በዓል…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውሕመ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንገስታት(ውሕመ) ፊሊፖ ግራንዴ ኣብ ጄኔቫ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ልዕሊ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ኣብ ዝነብሩላ ኢትዮጵያ ናብራ…