ዝኾነ ይኹን ምትንኻፍን ክፉእ ሓሳብን ንኢትዮጵያ ካብ ምዕባለ ጠጠው ኣየብላን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝኾነ ይኹን ምትንኻፍ፣ ፈተና ይኹን ክፉእ ሓሳብ ንኢትዮጵያ ካብ ምዕባለ ጠጠው ኣየብላን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ሆሳእና እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ መበል 20 በዓል መዓልቲ…