Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ምዕባለ ኢትዮጵያ ንኽዕወት ብሄራዊ ሓርበኛታት የድልዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ንኽዕወት ብሄራዊ ሓርበኛታት የድልዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝገለፁ መበል 85 በዓል መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኢዩ።…

ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ሱዳን ዝተፈነወላ ክሲ ውድቂ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ሱዳን ዝተፈነወላ መሰረተ ዘይብሉ ክሲ ውድቂ ገይራ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፤ ሓይሊ ምክልኻል ሱዳንን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገርን ብሓባር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ሓርበኛታት ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 85 በዓል ሓርበኛታት ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ምሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ክቐርብ እዩ፡- እንኳዕ ንመበል 85 በዓል ጀጋኑ ሓርበኛታት…

ሓርበኝነት ብመንገዲ ፍልጠት ምምራሕ እዩ- ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 27፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓርበኝነት ብመንገዲ ፍልጠት ምምራሕ እዩ ኢሎም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸብሉ መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓወልቲ ዝኽሪ ኣራት ኪሎ ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ…

ኢትዮጵያ ንዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ዝሕግዙ ፕሮጀክታት ትሃንፅ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ዝሕግዙ ፕሮጀክታት ትሃንፅ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዙሪያ ቃላይ ጣና ዝርከብ ነበር ሆቴል ጣና ዓለም ለኸ ደረጃኡ ብዝሓለወ መልክዑ 'ፎር ፒ ቢ ኤስ' ብዝብል…

ኤቨርተን ምስ ማንቼስተር ሲቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 35 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜድኣ ወፃኢ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ክትገጥም ኢያ። ሎሚ ምሸት ሓዊሱ ክልተ ፀወታታት ኣብ ኢዳ ተሪፍዋ ዘላ ማንቼስተር ሲቲ ምሰ ኣርሰናል ዘጋጠማ ናይ 6 ነጥቢ ፍልልይ…

ርዳእታ ትቕበል ሃገር ሉኣላዊት ኢየ ክትብል ኣይትኽእልን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ርዳእታ ትቕበል ሃገር ሉኣላዊት ኢየ ክትብል ኣይትኽእልን ኢሎም፡፡ 4ይ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸፊቱ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ብኢንዱስትሪ ዝማዕበለትን ርእሳ ዝኸኣለትን ፅንዕቲ ኢትዮጵያ ክንሃንፅ ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)‎ ብሕብረት ንዝመፅእ ወለዶ ፅንዕቲ፣ ብኢንዱስትሪ ዝማዕበለትን ርእሳ ዝኸኣለትን ኢትዮጵያ ክንሃንፅ ኢና ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ውፅኢት ተኮር…

ጥንኩር ኣመራርሓ ዘለወን ትካላት ተወዳዳራይነት ይሃንፁ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ጥንኩር ምሕደራን ኣመራርሓን ዘለወን ትካላት ስግኣት ብምውጋድ ተወዳዳራይነት ይሃንፃ ኢሎም። ማሕበር ኣክሲዮን ማእኸል ልህቀት ካፒታል ፋይናንስ ዘሰናደኦ ኣብ ኮርፖሬት ምምሕዳርን ኣመራርሓ ዙሪያ…

ኢትዮጵያ ዜጋታት ካብ ፅግዕተኛነት ንምንጋፍ እትገብሮ ዘላ ስልታዊ ስግግር ፍረ የፍሪ ኣሎ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዓርሰ ብምግቢ ንምኽኣል እትገብሮ ስትራተጂካዊ ፖሊሲ ሎሚ እውን ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዜጋታት ካብ ፅግዕተኛነት ናብ ኣፍራይነት ንምስግጋር ዓወታት ይምዝገብ ኣሎ። እዚ ንዘመናት ኣብ ተፀባይነት ተገዲቡ ዝነበረ ዓብዩ ሓይሊ ሰብ፣…