Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሓይሊ ኣየር ዘበኑ ዝበፅሖ ዕጥቂ ክሳብ ምዕጣቕ ዝበፅሐ ትካል ኩርዓት ሃገር ኮይኑ ኢዩ – ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ዘበኑ ዝበፅሖ ዕጥቂ ክሳብ ምዕጣቕ ዝበፅሐ ኩርዓት ሃገር ዝኾነ ትካል ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌቴናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ወታደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ መበል 70 ሕፁያት መኮንናትን ሰልጠንቲን ቃኘው ኮርስ ኣብቲ ሓይሊ…

ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲያዊ ምሕዝነት ኢትዮ-ጂቡቲ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲያዊ ምሕዝነት ኢትዮ-ጂቡቲ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ብምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ተረኺቦም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣቦ…

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ሪያን ማኪነርኒ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ቪዛ ዘለዋ ምሕዝነት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲዮም፡፡ ሓደሽቲ ኣማራፂታት ዲጂታል…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ዝተፈላለዩ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 15 ስሩዕ ኣኼባ ሽመት ኣፈፀምቲ ኣካላት ከፅድቕ ኢዩ፡፡ እቲ ባይቶ÷ ቃለ ጉባ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ፍሉይን ኣኼባን መበል 14 ስሩዕ ኣኼቡኡ መርሚሩ ብምፅዳቕ ስሩዕ ኣኼባ እቲ ዕለት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝደንት ዩኒየን ኮሞሮስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝደንት ዩኒየን ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒን ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንፕሬዝደንት ዩኒየን ኮሞሮስን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብዕላዊ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ዝተሸለሙዎ ሽልማት ኣግሪኮላ ውፅኢት ተምሳሌታዊ ኣወሃህባ ኣመራርሓ ኢዩ – ኤምባሲ ቻይና 

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ዘበርከተሎም ሽልማት ኣግሪኮላ ውፅኢት ተምሳሌታዊ ምሃብ ኣመራርሓ ከምዝኾነ ምክትል ሓላፊ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሺን ቺንሚን ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቀረባ…

በዓል መዚ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ፍቓድ ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ሰኑይ 4 ለካቲት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ፍቓድ ምሃብ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ብሩክ ታዬ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ትካል ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ ንባዕሉ ኣብምውዳብ ማዕቐፍ…

ዘፈር ባህሊ ህንፀፅ ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅሙኡ ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ባህሊ ህንፀፅ ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሽዱሽተ ወርሒ ዝነበሮ ኣፈፃፅማ ይግምግም ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተወከልቲ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማን እቲ ፓርቲ፣ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ እቲ ዓውዲ ዘቕርቡ እንትኾኑ ኣብዚ ጉዳይ ሓበራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ሪያን ማኪነርኒ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኩባንያ ቪዛ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ስራሕ ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣፈፃፅማ ባንኪ ልምዓት ውፅኢት ዝተመዝገበሉ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈፃፅማ መጀመሪያ መንፈቕ ዓመት እዚ በጀት ዓመት ውፅኢት ዝተመዝገበሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ ባንኪ÷ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ተፀዋዕቲ ትካላት ትሕዝቶን ምምሕዳርን…