ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ዓለም ለኸኤክስፖ ኢምፖርት ኤክስፖርት ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ዝልእኹ ትካላት ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ዓለም ለኸኤክስፖ ኢምፖርት ኤክስፖርት ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብ ከተማ ሻንጋይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤክስፓ÷ ዝተፈላለዩ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ዝልእኹ ትካላት ኢትዮጵያ ፍርያቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዕድጊት ኤሌክትሮኒክ ንዝግዝኡ ኣቑሑት ማእኸል ካርጎ ናብ ስራሕ ከእቱ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብስርዓት ዕድጊት ኤሌክትሮኒክ ንዝግዝኡ ኣቑሑት (ኢ-ኮሜርስ) ዝውዕል ማእኸል ካርጎ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ከምዘእቱ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው፥ እቲ ግልጋሎት ካርጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‘ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ’ ብዝብል ርእሲ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)'ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ' ብዝብል ርእሲ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ን10 መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ጠሚቱ እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ እቲ ስልጠና ዝተረኸባ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ሎሚ በዶ÷ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢኮኖሚ ንምዕባይ ግድኡ ልዑል ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢኮኖሚ ንምዕባይ ግድኡ ልዑል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2016ን ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ መድረኽ ግምገማ ተኻይዱ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ዝሃቦ መግለፂ Desta Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ዝሃቦ መግለፂ። መንግስቲን ህዝብን ኢትዮጵያ ንሰላም ብዘለዎም ቅዋም ናይ ውሽጢ ይኹኑ ደገ ፀላእቲ እንተጋጥሙ እናተጠቕዑ አወን እንተኾነ ቀዲሞም ናይ ሰላም ኣማራፂ ኢዮም ዝደሊዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‘ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንለውጢ ድህረ ጎንፂ ኣብ ኢትዮጵያ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልዝብ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንለውጢ ድህረ ጎንፂ ኣብ ኢትዮጵያ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። እቲ ዘተ ብቐንዱ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኲናት ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ሰላም፣ ዕርቂን ማሕበራዊ ምትእስሳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዉት ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ንኽህሉ ዜጋታት ናብ ሓደ ዘተኣኻኽብ ዓብዪ ተረኽ የድሊ – ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉት ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ንኽህሉ ዜጋታት ናብ ሓደ ዘተኣኻኽብ ዓብዪ ተረኽ ከምዘድሊ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ገፆም። ዓብዪ ጉዳይ እዚ ቅለ ኣብ ዝኾነ ‘ዓብዪ ተረኽ’ ጠሚቶም ምስ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸል ግልጋሎት ድጋፍ ኣካል ኢትዮጵያ መሪቖም Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቅድሚ 3 ዓመት ክጣየሽ ኣንፈት ብዘቐመጡዎ መሰረት ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸል ግልጋሎት ድጋፍ ኣካል ኢትዮጵያ ሎሚ ረፋድ መሪቖም። እቲ ማእኸል ብተፈጥሮን ብሓደጋን ምኽንያት ጉዱኣት ኣካል ንዝኾኑ ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ዘቲዮም Desta Nov 4, 2023 0 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ዘቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ከመዝገበሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 ጥቅምቲ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ኣይድገምን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ጥቅምቲ ኣብ እዚ ሰሜን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣብ ታሪኽ ሃገርና ፀሊም ነጥቢ ዘንበረ ኣጋጣሚ ብምዃኑ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ኣይድገምን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥…