ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ምሕዝነት ዲፕሎማሲ ፓርላማ ኢትዮ-ኳታር ምስ ኣምባሳደር ኳታር ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ምሕዝነት ዲፕሎማሲ ፓርላማ ኢትዮ-ኳታር ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ሃማድ ሞሓመድ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተቐቢሉ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ዕላማ እቲ ዘተ ኣባላት እቲ ጉጅለ ምሕዝነት ምስቶም ኣምባሳደር ናይ ምፍላጥ…
Uncategorized ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ብልፅግና ተጀሚሩ Desta Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዳማ ተጀሚሩ። እቲ ሰልጠና “ ከዕዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩለን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ይሳተፉ ኣለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኩባ ሃቫና ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ኩባ ሃቫና ኣቲዩ። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኩባ እንትበፅሑ ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገርን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኩባ ገነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ 104 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Desta Sep 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምምሕያሽ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ 104 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። ቦርድ ዳይሬክቶሬት እቲ ባንኪ ካብ ዘፅደቖ እቲ 52 ሚሊየን ዶላር ካብ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ዝተረኸበ ኢዩ ተባሂሉ። ዝተረፈ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ንተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ፍትሒን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ከይዲ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ዘድሃበ ገለፃ ገይሮም፡፡ እቲ መብርሂ ዝሃቡ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ደቡብ ኮሪያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ደቡብ ኮሪያ ሃክ ቼል ሺንን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕጊ ዝርከቡ ተጠርጣርቲ ትዕዝብቲን ምርመራ ምግባሩ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስዝተፈጠረ ፀገም ፀጥታ ተተሓሒዙ ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕጊ ዝርከቡ ተጠርጣርቲ (እሱራት) ትዕዝብቲን ምርመራ ምግባሩ ኣፍሊጡ፡፡ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምልከታን ምርመራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውጀሕጅ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራቤትን ጉድኣት ዝበፅሖምን ኣካላት ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ገሊፆም። ኣብ ምብራቓዊ ግዝኣት ሊቢያ ከተማ ደርና ኣብዚ ሰሙን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ዛዕባ ኣተገባብራ ምትሕብባር ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Sep 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ዛዕባ ኣተገባብራ ምትሕብባር ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር (ዶ/ር) ተረኺቦም። ኣብ ደርባን ኩዋዙሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባርበመልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም Desta Sep 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእስ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታችው ረዳ ሓዱሽ ዓመት 2016 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንዘሎ መላእ ትግራዋይ እንኳዕ ኣብፀሐካ…