ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ትውልዲ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ትውልዲ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ ''ኢትዮጵያ ድምር ውፅኢት ትውልዲታት'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ብመሰረት እዚ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓቀኛ ናፅነት ንምርካብ ነፍሪ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Sep 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጰጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓቀኛ ነፃነት ንምርካብ ነፍሪ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልኽቲ፥ እኹል ማይ፣ መሬት፣ መንእሰይ ዘለዋ ሃገር ካብ ልመና እንተዘይ ገላጊልናያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ካብ ሸመታ ናብ ኣፍራይነት ንምሽግጋር ኩሉ ሰብ ክረባረብ ይግባእ-መንግስቲ Desta Sep 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተተካእቲ ፍሪያታት ብምፍራይ ኢትዮጵያን ካብ ሸመታ ናብ ኣፍራይነት ንምሽግጋር ኩሉ ሰብ ክረባረብ ይግባእ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ቤት ዕዮ 4 ጳጉሜን ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ኣፍራያይነት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ፍትሓዊ ተረባሕነት ዜጋታት ብምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፍትሓዊ ተረባሕነት ዜጋታት ብምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽን ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም Desta Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንዘዕብዮም ህፃናትን 250 ትሑት መሃያ ንዝኽፈሉ ሰራሕተኛታትን መኣዲ ኣንጊዶም። “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ንመናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ተንቀሳቐስቲ ሹቓት ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽንያት ብምግባር ንመናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ተንቀሳቐስቲ ሹቓት ኣበርኪቱ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኩባኒያን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለንታ ካብ ዘይነፅፍ እሴት ሰናይ ተግባር ዝቕዳሕ ስቕ ኢሉ ብናፃ ዝወሃብ ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለንታ ካብ ዘይነፅፍ እሴት ሰናይ ተግባር ዝቕዳሕ ስቕ ኢሉ ብናፃ ዝወሃብ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ 3 ጳጉሜን መዓልቲ ወለንታዊነት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእቲ÷ “ወለንታ መለክዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት ንዘገልገሉ ላዕለዎት መኮንናት መርሃ ግብሪ ምሃብ ዕቤት መዓርግ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት ኣብቲ ትካል ንዘገልገሉ ላዕለዎት መኮንናት መርሃ ግብሪ ምሃብ ዕቤት መዓርግ የሳልጥ ኣሎ። ብቲ መርሃ ግብሪ ኣብቲ ትካል ንነዊሕ ዓመታት ንዘገልገሉላዕለዎት መኮንናትን ኣመራርሓታትን ሜዳሊያ፣ ሪቫንን ወረቐት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ-መንግስቲ Desta Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዝኽበር ዘሎ ዕለት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ወለንታዊነት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላ ሃገር መዓልቲ ወለንታዊነት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ሰናይ ተግባራት ብምውጋን ኢዩ እናተኸከበረ ዝርከብ፡፡ እቲ ዕለት "ወለንታዊነት ንሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብሃገርን ወገንን ዝጠቅም…