Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ትሰርሕን መፍትሒ እተቕርብን ሃገር ከምዝኾነት ምርኣይ ተኻኢሉ- ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ብምትሕብባር ትሰርሕን መፍትሒ እተቕርብን ሃገር ከምዝኾነት ምርኣይ ተኻኢሉ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ተሳትፎ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ዝጠመተ…

ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን እነተወገኑ ብዝርከቡ ምትሕብባራት ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢኮኖሚ፣ ርክብ ምሕዝነት ባህሊ፣ ኣብ ዘላቒ ልምዓን ሓለዋ ክሌማዊ ለውጢን ኣብ ዘካተቱ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ውፅኢታዊ ልዝብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢ ልኡል ሼኽ ካሌድ ቢን መሃሙድ ቢን ዛይድ ኣልናህያን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ምስ ወራሲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ኣይኤምኤፍ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ) ክሪስታሊና ጂኦርጂየቫ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ጆሃንስበርግ እናተኻየደ ዝርከብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ዝተገበረ ኢዩ፡፡ በዚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ሲዲ ኡልድ ታህ (ዶ/ር) ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ምስ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ሲዲ ኡልድ…

ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ልምዓት ናይ ባዕላ እጃም ንምውፃእ ቆራፅ ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብፅንሰ ሓሳብ መደመር እናተመርሐት ንዓለም ለኸ ልምዓት ናይ ባዕላ እጃም ንምውፃእ ቆራፅ ኢያ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጆሃንስበርግ እናተኻየደ…

ቫይረስ ማርበርግ ንምቁፅፃር ዘኽእል ዝተዋደደ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ጥላሁን ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቫይረስ ማርበርግ ንምቁፅፃር ዘኽእል ዝተዋደደ ስራሕ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ይስራሕ ኣሎ  ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጥላሁን ከበደ። እቶም ርእሰ ምምሕዳርን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቕደስ ዳባ ኣብ ሆስፒታል ጂንካ ተረኺቦም…

ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዜጋታት ወረቐት ምስክር ስልጠና ኢትዮ ኮደርስ ወሲዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዜጋታት ወረቐት ምስክር ስልጠና ኢትዮ ኮደርስ ወሲዶም ኢሉ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን። ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ስርዓት ዲጂታል ኢኮኖሚ ኣይተ ስዩም መንገሻ፥ ኢትዮ ኮደርስ ዜጋታት ነዚ ዘበን ዝምጥን…

በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ንኽኽበር እኹል ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብዓወት ንኽኽበር ኣድላዪ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተወጊኑ፡፡ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን፤ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ከተማ ሆሳእና ካብ 25 ክሳብ…