Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዕላማና ሪከርድና ምስባር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማና ሪከርድና ምስባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዓላማችን ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፥ ፅባሕ ዝሳለጥ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ-ግብሪ አመልኪቶም መልእኽቲ…

ኢትዮጵያ ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ ንዘምጉዳእ  ቃላ እተኽብር ሃገር እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣሓት ሃገራት ተፋሰስ ኣባይ ንዘምጉዳእ  ቃላ እተኽብር ሃገር እያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ዐቢይ አሕመድ ሎሚ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ተኣማንነትን ዝኣተውዎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ግብፂ ዝነበሮም ፃነሒት ዕዉት ነይሩ – ዶክተር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ግብፂ ዝነበሮም ፃነሒት ዕዉት ከምዝነበረ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር ዶክተር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)÷ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ግብፂ ካይሮ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካን ከቻድን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ ፓንዶርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻድ ማህማት ሳሌህ ኣናዲፍን ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ነቶም ሚኒሰስትራት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሞሮኮ ናስር ቦሪታ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ጎድና ጎኒ ኣብ ኬንያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 43 ስሩዕ ኣኼባ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ…

ክሳብ ዝቕፅል ወርሒ ታሕሳስ 75 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማእኸላት ተሃድሶ ንምእታው እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ዝቕፅል ዓመት ወርሒ ታሕሳስ 75 ሺሕ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማእኸላት ተሃድሶ ንምእታው እናተሰርሐ ምዃኑ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማእኸላት ተሃድሶ ምእታው ኣመልኪቱ መንግስታዊ ምስ ዘይኮኑ…

መበል 43 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 43 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ይሳተፍ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኢትዮጵያን ካሜሩን ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5ሕምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካሜሩን ሌጄዩን ምቤላ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ፅባሕ ምክያድ ቅድሚ ዝጅምር መበል 43 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ ምዃኑ…

ትካል ገባሪ ሰናይ ትእምት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 100 ሚልዮን ብር ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገባሪ ሰናይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት)  ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 100 ሚልዮን ብር ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተረኪቦምዎ። “ትካላት ትእምት ካብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣኼባ በት ምኽሪ ደፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኬንያ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣኼባ በት ምኽሪ ደፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኬንያ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ጀሞ…