ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምፍላጥ ኣታዊ ንግዲ ቻይና ኣበ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምፍላጥ ኣታዊ ንግዲ ቻይና ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ምትእስሳር ንግዲ ምድንፋዕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዘቲዮም Desta May 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ብምቕባል ኣዘራሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቶም ፍሉይ ልኡኽ ሎሚ ኣብ ቤት ዕዮኦም ተቐቢሎም ምዝርራቦም ኣፍሊጦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝግበር ደገፍ ይቕፅል ኣሎ Desta May 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝግብርዎ ደገፍ ይቕፅል ኣሎ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 14 ዙር ፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ደገፍ ዝገበሩ ትካላት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፥ ኦቪድ ኮንስትራክሽን ሓላፊነቱ ዝተወሰነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ ምስፍሓን ምብራኽን ፖለቲካዊ ስነ ምህዳር ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ዝተማለአ ነፃነት ዘረጋግፅ ኢዩ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta May 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖለቲካዊ ስነ ምህዳር ትግራይ ናይ ምስፍሓን ምብራኽን ጉዳይ ንህዝቢ ትግራይ ዝተማለአ ነፃነት ካብ ምርግጋግፅ ወፃእ ዘምፅኦ ኣሉታዊ ሳዕቤን የለን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ዳግመ ህንፀት ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ እቲ ኤክስፖ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ንዘለዎም ኣፍረይቲ ኢንድስትሪታት፣ ክልላትን ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ዴኤታ ታረቀኝ ቡሉልታን ተረኺቦም። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዘሰናደኦን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ቢልዋል ቡቶ ዛዲሪ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘተኦም÷ ኢትዮጵያ ምስ ፓኪስታን ዘለዋ ኩለመዳይ ርክብ ንምምሕያሽ ቆራፅ ከምዝኾነት ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ ሓዊሱ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደለን ከባቢታ መረፃ ንምክያድ ከምዝተሓሰበ ቦርድ መረፃ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ክልል ትግራይ ሓዊሱ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደለን ከባቢታ መረፃ ንምክያድ ከምዝሓሰበ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ፀብፃብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2015 ንቀዋሚ ኮሚቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ብፀሎት ዝኸፈቱ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ÷ እቲ ጉባኤ ዓበይቲ ልኡኽቶታት እታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ ይዋፃእ ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ እናተዋፅአ ምዃኑ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ትካል ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያ ፀፅታ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷…