ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማልታ ዘቲዮም Desta May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማልታ ኢያን ቦርግን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ማልታን ብዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉወን ዛዕባታት ተላዚቦም። ብፍላይ ዓውዲ ቱሪዝም ንምምዕባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ናብ ዘሓሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ዓቕምታት ከየንጠባጠብና ክንጥቀመሎም ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ዘፅደቖም ናይ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ መደባትን ኣንፈታትን መሰረት ዝገበረ ክልላዊ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ማልታን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta May 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ማልታን ኣብ ዓውዲታት ኣቪዬሽን ፣ ቱሪዝምን ዲፕሎማቲክ ስልጠናታትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዐነት ከቲመን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተኻየደ ዝቐነየ ዓውደ ምርኢት መፃሕፍቲ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር “ቃል፣ ተግባር፣ ወለዶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝቐነየ ዓውደ ምርኢት መፃሕፍቲ ተዛዚሙ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ዓውደ ምርኢት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ሰገናት ዝተረድኡሉ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima May 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ላዕለወይቲ ሓላዊት ማህበረት ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፈን፡፡ እቲ መዓልቲ ብብርኪ ዓለም ንመበል 76…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኤግዚቢሽን ሕርሻ መሪቖም ከፊቶም Gebremariam Weldegerima May 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ሕርሻ ዝተዳለወ ኤግዚቢሽን ሕርሻ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ መሪቆም ከፊቶም፡፡ እቲ ኤግዚቢሽን÷ መፍርያይነት ቴክኖሎጂ፣ ስራሕቲ ምርምርን ምህዞን፣ ኣብ ዲጂታላይዜሽን ሕርሻን ፋይናንስ ሕርሻን ዘድሀቡ ዘበናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፈላመይቲ በዓል ዋና ግዙፍ ኢኮኖሚ ምግባር ንኽእል ኢና- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ Desta May 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ፈላመይቲ በዓል ዋና ግዙፍ ኢኮኖሚ ምግባር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ዝማዕበለትን ንኹሉ እትጥዕምን ሃገር ንምግባር ኢንዱስትሪታት ብምዕባይ፣ ዓቕምታ ብምህናፅ ኢሉውን ምህዞ ማእኸል ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት መሪቖም Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት መሪቖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ “ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት ምኽፋቱ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ተጓዓዝቲ እኹል ኣገልግሎት ክትህብ ትኽእል ወሳኒት ኣህጉራዊ መናሃርያ ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ኣብ ውሽጢ ፈተናታት ኮይና ዘሳለጠቶም ሮጀክታት ብግቡእ ተሰኒዶም ንዝቕፅሉ ፕሮጀክታት መምሀርቲ ክኾኑ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)''ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት'' ኣብ ዝተብሃሉ ካብ 2010-2013 ዝተሰርሑ ሃገራዊ ከይዲታት ኣብ ዝድህስሱ ሰለስተ ተኸታተልቲ መፃሕፍቲ ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ። ራብዓይ መዓልቲ ኣብ ዝሓዘ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት “ቃል፤ ተግባር፤ ወለዶ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 82 ዝኽሪ በዓል መዓልቲ ዓወት ሓርበኛታት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 82 ዝኽሪ በዓል መዓልቲ ዓወት ሓርበኛታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣራት ኪሎ ኣብ ዝርከብ ሓወልቲ ሓርበኛታት፤ "ሓድነት ንናፅነትን ዓወትን" ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ብዝተፈላለዩ መድላዋት እናተኸበረ ዝርከብ። ኣብ ኣከባብራ ስነ-ርዓት…