ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ተዛቲዩ። ብኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐን ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ዘካተተን ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ መስሕብ ቦታታት ዝርከቡሉ ኩነታት ንምፅናዕ ቅድመ ምድላው ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝነበረ እዋናዊ ኩነታት ምኽንያት ንዝተወሰኑ ዓመታት ክትትል ዘይተገበረሎም መስሕብ ቦታታት ዝርከቡሉ ኩነታት ንምፅናዕ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ÷ ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ዓውዲታ ልምዓት፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ ገሊፆም። ኣምባሳደር ሮላንድ ኮቢያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሶዚ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት ጎርጎራ ሕልሚ ታሪኽ ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ኢትዮጵያ ደሚሩ ዝሓዘ ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ጎርጎራ ሕልሚ ታሪኽ ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ኢትዮጵያ ደሚሩ ዝሓዘ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣካል ፕሮጀክት “መኣዲ ንሃገር” ኣብ ዝኾነ ጎርጎራ ዑደት ገይሮም። እቲ ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ግብፂ ኣብ ሩባ ኣባይ ዝሓዞ ኣሉታዊ ቅዋም ብምቕያር ናብ ስምምዕነት ንኽመፅእ ዓለም ለኸ ውዳበታት ዳያስፖራ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ግብፂ ኣብ ሩባ ኣባይ ዝሓዞ ኣሉታዊ ቅዋም ብምቕያር ናብ ስምምዕነት ንኽመፅእ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ 30 ዓለም ለኸ ውዳበታት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ሓቲቶም። እቶም ውዳበታ ዳያስፖራ፥ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ሩባ ኣባይ ዝድግፍን መንግስቲ ግብፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ 18 ሺሕ መረዳእታታት ትምህርቲ እቶም 900 ናይ ሕሶት ኮይኖም ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 18 ሺሕ መረዳእታታት ትምህርቲ ሕጋዊ መረጋገፂ ተገይሩ እቶም 900 ናይ ሕሶት ኮይኖም ከምዝተረኸቡ በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ኣፍሊጡ። እቶም መረዳእታታ ትምህርቲ፥ ተመሳዲሎም ዝተሰርሑ፣ ኣፍልጦ ካብ ዘይብሉ ትካል ዝተውሃቡ፣ ብዘይተፈዘቐደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ኣመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሎሚ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ንዝተሳለጡ ተግባራት ሰልፊ ብምክያድ ድጋፍ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም። ኣይተ ሽመልስ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ኮሞሮስ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢያ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ዞባዊን ኩለ መዳይን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን። ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼክ ሃጂ ኢብራሂም፣ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ኣቦታት እቲ…