Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ዓውዲ ፖለቲካ ንኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ ውፅኢታት ተመዝጊቦም – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ፖለቲካ ንኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ ውፅኢታት ተመዝጊቦም ኢሎም ኣብ ባይ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ለውጢ ዓመታት ዝተመዝገቡ ዓወታት ንኢትዮጵያ ተምሳሌት ምዕባለ ንምግባር ዝተጀመረ…

ሓይሊ ኣየር ሉኣላዊነት ሃገር ኣብ ምኽባር ዘኹርዕ ታሪኽ ኣለዎ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ሉኣላዊነት ሃገር ኣብ ምኽባር ዘኹርዕ ታሪኽ ኣለዎ ኢሎም ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። መበል 90 ዓመት በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ብምምልካት ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዳማ ዝተዛተዩ እቶም ዋና ኣዛዚ፤ ሓይሊ…

4ይ ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ 4ይ ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ኣጀሚሮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ እዋንት ከምዝበሉዎ÷ እቲ ኤክስፖ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ምስ ኣልማዕቲ እቲ…

10ይ ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት መንግስታትን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት መንግስታትን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ፡፡ 9ይ ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት መንግስታትን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍን ዋና ፀሓፊ ሕቡራት…

ምፍጣር፣ ምቕልጣፍን ብፅሬት ምስራሕን ናይ ኩሉ እዋን መምርሒ ስራሕ ክኸውን ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምፍጣር፣ ምቕልጣፍን ብፅሬት ምስራሕን ናይ ኩሉ እዋን መምርሒ ስራሕ ክኸውን ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን…

በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሄራዊ ምርድዳእ ዘምፅእ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርድዳእ ዘምፅእ ኢዩ ኢሎም። መበል 20 በዓል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ‘ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት’…

መበል 90 በዓል መዓቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዝቕፅል 21 ሕዳር ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 90 በዓል መዓቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዝቕፅል 21 ሕዳር ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ፡፡ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ፥ ንሓይሊ ኣየር…

ጥዕናይ “ጤንነቴ” ዝተብሃለ ናይ ሞባይል መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ቀረብ መድሓኒትን ተበፃሕነት ኣገልግሎት ጥዕናን ንምቅልጣፍ ጥዕናይ “ጤንነቴ” ዝተሰመየ ናይ ሞባይል መተግበሪ ዕላዊ ገይሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ስነስርዓት ምረቃ እቲ መተግበሪ ብምርካብ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ…

ጉባኤ ፖሊሲ ምሕደራ መሬት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሸድሻይ ጉባኤ ፖሊሲ ምሕደራ መሬት ኣፍሪካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣብ ዝርከብ ማእኸል ኣኼባ ሕቡራት መንግስታት ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ዓለም ለኸ መሓዙት ትካላት መውፃእቲ ፖሊሲ፣ ተመራመርቲ ሓዊሱ መዳርግቲ ኣካላት…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ላጲሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህቡብ ናይ ታሪክ ምሁር ላዺሶ ጌ’ዴሌቦ (ፕ/ር) ብሕክምና ክሕገዙ…