ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ዝስራሕ ብደቅና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ዝስራሕ ብደቅና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ካዛንቺስ ኣዲስ ስፖርት ፓርክ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኣብ ዝገበሩሉ እዋን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኢትዮጵያ ንባዕላ ዘድልያ መድሓኒት ክተፍሪ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኢትዮጵያ ንባዕላ ዘድልያ መድሓኒት ክተፍሪ ኣለዋ ዝብል እምነት ብመሓዝ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምህዳር ሳይንስ ኢትዮጵያ ኣፍሪካን ሓዱሽ ምዕራፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዘበናዊ ማእኸል ምርምር ስራሕ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቀፅሪ ትካል ምርምር ኣርማወር ሃንሰን ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ምርምር መሪቖም ስራሕ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ምህዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ቻይና መዘናኦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ሽግሽግ ዕዳ ብዝምልከት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ፕሮጀክታት ህንፀቶም ምቅልጣፍ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ከምኡ እውን መንግስቲ ቻይና መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ምክትል ሓላፊ ብሄራዊ ኮንግረስ ቀዋሚ ኮሚቴ ቻይና ዘትዮም mizan mekonen Apr 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብምክትል ሓላፊ ብሄራዊ ኮንግረስ ቀዋሚ ኮሚቴ ቻይና ው ዊሁዓ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ክልተኣውን ዝምድናታት ምጥንኻር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ለውጢ ዓመታት ዓውዲ ቴሌኮሙኒኬሽን ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ዲጂታል ዕብየት ኣመዝጊቡ mizan mekonen Apr 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ለውጢ ዓመታት መንግስቲ ዓውዲ ቴሌኮሙኒኬሽን ክፍቲ ብምዃኑ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ካብ ዝተብሃሉ ዕብየት ዲጂታል እቲ ሓደ ኣመዝጊቡ ኢሎም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡፡ ቴሌኮሙኒኬሽን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 2, 2026 0 ትካላት ፀጥታን ደሕነትን ዋልታ ሰላም፣ ሓላዊ ብሄራዊ ክብርናን ረብሓናን እዮም። ሎሚ "ምውህሃድ ትካላት ፀጥታን ድሕነትን ንሃገራዊ ሰላምን ፀጥታን" ብዝብል መሪሕ ሃሳብ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሃገራዊ ደሕነት ተሳቲፍና። ኣብ ዞባና ዝረኣዩ ዘለው ኩናት ሓድሕድ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ ኣጀንዳታቶም የጠናኽሩ ኣለው mizan mekonen Apr 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ መድረኽ ብሰለስተ ጉጅለታት ተኸፋፊሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኮሚሽን ሃራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ መዳርግቲ ኣካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ክልተኣዊ ልምዓት ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛትየን mizan mekonen Apr 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቻይናን ክልተኣዊ ልምዓት ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛትየን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነት ዝያዳ ንምጥንኻር ምስ ምክትል ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓዳሽ ኣድማስ ተስፋ እያ! mizan mekonen Apr 2, 2026 0 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን ታሪኽ ኢትዮጵያ ብሓድሽ ትርጉምን ፅኑዕ ተወፋይነትን፣ ከምኡ እውን ንሃገርናን ህዝባን ሓድሽ ናይ ተስፋ ኣድማስ ዝፈንፀሐ ፍፃመ እዩ። እዛ መዓልቲ እዚኣ ንኢትዮጵያ ካብቲ ሒዝዋ ዝፀንሐ ዝተሓላለኸ ማሕበራውን ፖለቲካውን…