ኣብ ቀፃሊ ከም መሪሕ ፓርቲ ናፃነት ብኣግባቡ ኣብ ምጥቃምን ምምሕዳርን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ቀፃሊ ዋና ስራሕና ከም መሪሕ ፓርቲ ናፃነት ብኣግባቡ ኣብ ምጥቃምን ምምሕዳርን ምስራሕ ኢዩ” ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
"ዓወታት ምፅናዕን ፈተናታት ምስጋርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሰለስተ…